ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ስራሕቲ ልምዓት ትካል ተራድኦ ካቶሊክ ንኢዶም Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ትካል ተራድኦ ካቶሊክ(ሲ ኣር ኤስ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንኢዶም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ዋና ኣፈፃሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ምርምር ሚዲያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ዓቕሚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንምዕባይ ብዝብል ዘጣየሾ ማእኸል ምርምር ሚዲያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዓውዲ ሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳር ይኹን…
ቢዝነስ ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ኣብ ምዕባ ናይ ዘለዋ ሃገራት ዘላቒ ልምዓት ኣብ ግምት ዘእተወ ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን ይካየድ ኣብ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣእዳው ህንፀት ኢትዮጵያ ትካላት ኢዮም – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣእዳው ህንፀት ኢትዮጵያ ትካላት ኢዮም ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት። ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፥ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ሸቶታት እዚ ቀጣና ካብ ሽርክና ኢትዮጵያ ወፃእ ክዕወቱ ኣይኽእሉን – ንዲያሜ ዲዮፕ Desta Oct 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ሸቶታት እዚ ቀጣና ካብ ሽርክና ኢትዮጵያ ወፃእ ክዕወቱ ኣይኽእሉን ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ቀጣና ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንዲያሜ ዲዮፕ። ንዲያሜ ዲዮፕ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ጉዕዞ ልምት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ቆራፅ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀልጡፍን ኣገልግሎት ንመሃብ ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ትካላዊ ኣሰራርሑኡ ብምዝማን እዋኑ ዝሓለወን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንመሃብ ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ተግባራዊ ምግባር ጀሚሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዝማዕበለ ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ሎጂስቲክስን ማሪታይምን ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ምስራሕ ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ሎጂስቲክስን ማሪታይምን ዘበኑ ዝጠልቦ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ጉባኤ ማሪታይም ኣፍሪካ ሚኒስትራት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ራይላ ኦዲንጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ብሽም መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓዘኖም ብምግላፅ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ Desta Oct 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ከይዲ እቲ ጨረታ 31 ባንኪታት ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ብመሰረት እቲ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 148 ነጥቢ 1007 ብር ብምዃን ተመዝጊቡ…