ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ያታ ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ ቅኒት ንዓለም ምግላፅ ይግባእ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁራን ጋዜጠኝነትን ኮሙዩኒኬሽንን ያታ ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ ቅኒት፤ ብኣፍሪካውያን ኣንደበት ንህዝቢ ዓለም ምግላፅ ይግባእ ኢሎም። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ኮሙኒኬሽን ቻይናን ኢኒሼቲቭ ኮንስትራክቲቭ ጆርናሊዝም ፓን ኣፍሪካን ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝዋፈሩ ምልምል ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ወሰን ባሕሪ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ምስ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝዋፈሩ ምልምል ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ወሰን ባሕሪ ብመሰረታዊ ባሕረኛነት ብምስልጣን ኣመሪቑ። ኣብ ኣካዳሚ ማሪታይምን ሎጂስቲክስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥዕና ዘለዎ ስርዓት ፋይናንስ ንምህናፅ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ክብ ምባል ይግባእ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ጥዕና ዘለዎ ስርዓት ፋይናንስ ንምህናፅ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ክብ ምባል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብን ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉጅለ ሚኒስትራት ፀረ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። እቲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲነት ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ንምክልኻል ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብረ ራዕዲነት ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ንምክልኻል ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መበል 25 ጉባኤ ጉጅለ ሚኒስትራት ምክልኻል ብተግባር ገበን ዝተረኸበ ሃፍቲ ሕጋዊ ብምምሳልን ግብረራዕዲነት ብገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሰነድ ስምምዕነት ብፅሒት ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ተኸቲሙ Desta Aug 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሰነድ ስምምዕነት ብፅሒት ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ተኸቲሙ። እቲ ክታም ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሆልዲንግ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ዳንጎቴ ግሩፕን ኢዩ ተፈፂሙ። እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ግድብ ህዳሰ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሱሌይማን ደደፎ ኣብ ድሮ ምረቓ ዝርከብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ዓብዪ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ኣምባሳደር ሱሌይማን ምስ ዩኒቨርሳል ቲቪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ግደ ሚዲያታት ልዑል ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። መበል 15 ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሸን ምብራቕ ኣፍሪካ "ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ንምትእስሳር ኣፍሪካ"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቀፀልቲ ፕሮጀክታት ልምዓት መንፈስ ዓርሰ እምነት ዝፈጥር ግድብ ህዳሰ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ቀፃሊ ንዝውገኑ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ልምዓት ዓርሰ ምትእምማን ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ምሁራን። እቶም ምሁራን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን እከምዝበሉዎ፤ እቲ ግድብ ዝርከበሉ ምዕራፍ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሎምቢያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ mizan mekonen Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሎምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ። ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚደንት ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኮሎምቢያ መሪቖም ከፊቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ዘቲዮም Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርክኬዝ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ንምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርክኬዝ ተቐቢለ…