Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ደንደቕ ዕላማ ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰኑይ 3 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤…

ሚዛን ኣፍሪካ ብምሕው ኣህጉራዊ ምትእስሳር ንምጥንኻር ዕላማ ዝተሓንገጠ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚዲያ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ ሚዛን ኣፍሪካ ብምሕው ኣህጉራዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል ኢዩ፡፡ ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣይተ ፍፁምእሸት ሽመልስ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ መልክዕን ድምፂን…

ብተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ሃገር ክኣትዉ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብተፈጥሮ ጋዝ ትሰርሕ ዝኾነት ትኹን ተሽከርካሪት ካብ ቀረፅ ናፃ ኮይነን ናብ ሃገር ንኸኣትዋ ተወሲኑ ኢሉ ሚኒስቴር ገንዘብ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ዲጂታል ከምዘፍለጦ÷ ኢትዮጵያ ልዑል መጠን ዘለዎ ክዙን ተፈጥሮ ጋዝ ዘለዋ ከምዝኾነት ይፈለጥ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ፍትሒ ንዜጋታት ኣዝዮም ኣድለይቲ ካብ መንጎ ዝኾኑ ጉዳያት ሓደ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ምዝማን ጠመተ ዝገበረ…

ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ረቡዕ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ሎሚ ተጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ሚኒስትር…

ዲጂታል ክህሎት ንምዕባይን ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅ ፅቡቕ ስጉምቲታት ኬድና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዲጂታል ክህሎት ንምዕባይን ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅን ፅቡቕ ስጉምቲታት ኬድና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር)፡፡ መበል 24 ጉባኤ ኮሜሳ “ዲጂታላይዜሽን ንልምዓት ዞባዊ ሰንሰለት ምጉልባት ብምጥቃም ንዘላቒን ንኹሉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ኬንያ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ጉጅለ ልኡኾምን ሎሚ ንጉሆ ናብ ኬንያ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 24 ዕዳጋ ምብራቅን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ጉባኤ መራሕቲ ንምስታፍ እዮም ናይሮቢ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ሳይፕረስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ሳይፕረስ ኮንስታንቲኖስ ኮምቦስ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዝነበረና ፃንሒት ብምዝዛም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባታት ሃላባን ከምባታን ዝተሃነፁ ሞዴል መንደራት ገፀር ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብመርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣብ ዞባታት ሃላባን ከምባታን ዝተሃነፁ ሞዴል መንደራት ገፀር ኣረኪቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማዘበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቶመ…