Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሎሚ ሓዱሽ ታሪክ ንዓለም ንምርኣይ ተዳሊና ኣለና – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምኽኣልና ደጊምና እነርእየሉ ዕለት ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ ሎሚ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ናይ…

ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓሙስ ብሓባር ታሪኽ ንስራሕ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም…

ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ ኢሉ ፓርቲ ብልፅግና፡፡ እቲ ፓርቲ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኢትዮጵያ ብምትካል ምብራኽ ከምዝከኣል ኣርኣያ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርቓት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…

ሓበራዊ ሃገራዊ ተረኽ ንምህናፅ ሚዲያ ተዋዲዱ ምስራሕ ወሳኒ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ሃገራዊ ተረኽ ንምህናፅ ሚዲያ ተዋዲዱ ምስራሕ ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ርክብ ህዝቢ…

ጉባኤ ስርዓት ምግቢ፥ ኢትዮጵያ ልምዲ ዘካፈለትሉን ኣካል መፍትሒ ኮይና ዝቐረበትሉን ነይሩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘተኣናገደቶ መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ልምዲ ዘካፈለትሉን ኣካል መፍትሒ ኮይና ዝቐረበትሉን ነይሩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ምዝዛም እቲ ጉባኤ ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስታት ኢትዮጵያን ጣሊያንን…

ንብራኸ ሃገርና ኣሰርና ክነንብር ኣለና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መላእ ክፋል ሃገርና ብዙሓት ዜጋታት ክሳተፉ ብምግባር ንብራኸ ሃገርና ኣሰርና ክነንብር ትፅቢት ይግበር ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ሓንቲ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ሰነድ፥ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)ን ሚኒስትር ግብርና ጣሊያን ፍራንሲስኮ ሎሎብሪጊዳን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ኣብ መንጎ ክልቲአን…

ኢትዮጵያን ኩባን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኩባን ኣብ ዝተፈላለዩ ቁልፊ ጉዳያት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ጎና ጎኒ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ምስ ዝተረኸቡ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምዃን ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤…