Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ንምስታፍ ናብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ኣቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሉዋንዳ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ ሃገር ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ናይዚ…

ዝኾነ ዓይነት ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ኮነ ሕፅረት ቀረብ የለን – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዝኾነ ዓይነት ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ኮነ ሕፅረት ቀረብ የለን ኢሉ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ቀረብን ዝርገሐን ነዳዲ እናተርኣየ ዝርከብ ፀገም ብዘይተገበአ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሰብ ሙያ ጥዕና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሰብ ሙያ ጥዕና ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ምስ ሰብ ሞያ ጥዕና ዘቲና ኢሎም።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ልኡኻት ኣዘርባጃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣቦ መንበር ትካል ፐብሊክ ሰርቪስን ማሕበራዊ ፈጠራን ኣዘርባጃን ኦልቪ ሜዲዬቭ ከምኡ እውን ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ሩስላን ናሲቦቭ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ኢትዮጵያን…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ጄነራል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣልቤርቶ ቫርኔሮ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ መሪሕ ተራ ዝነበሮም ኣልቤርቶ ቫርኔሮ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ካብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ምስ ዝኾኑ ጄነራል ማይክል ላንግሌይ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚከዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን…

ካብ ወፃኢ ንግዲ 7 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 11 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ ረኺባ፡፡ ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ትልሚ 11 ኣዋርሕ ሪፖርት እቲ ትካል ሎሚ ናብ ቤት ምኽሪ…

ንፓርቲታት ሕጋዊ ተናሓናሕቲ ብምግባር ዲሞክራስያዊ ሃዋህው ንምፍጣር ብትኹረት ተሰሪሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንፓርቲታት ተቃዋሚ ገይሩ ብምርኣይ ሕጋዊ ተናሓናሕቲ ገይሩ ብምትእንጋድ ዲሞክራስያዊ ሃዋህው ንምፍጣር ብትኹረት ተሰሪሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝበልዎ፤ ፖለቲካዊ ሃዋህው…

ኣብ ዞባ ጅማ ዝተጀመረ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ክናኸር ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ዞባ ጅማ ዝተጀመረ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ክናኸር ይግባእ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጅማ ወረዳ ሰቃ ጨቆርሳ እናተሳለጠ ዝርከብ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ተዓዚቦም፡፡ በዚ እዋን…