ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናካየዶ ኣብ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት ኣመራሓታት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሹመት ኣፅዲቁ፡፡ በዙይ እውን ኣይተ ተስፋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃፁ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብባሕሪ ይኹን ብምድሪ ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃኒፁ ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዘቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክባተ ወፃኢን ሰላምን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2ይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ልዕሊ 60 ሺሕ ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 28 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ዝተጀመረ ካልኣይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ካብ 60 ሺሕ ንዝበልፁ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ወንድሙ ሴታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ዓቕሚ ክልላት ብምጥንኻር ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ክረምቲ ንምንካይ ይስራሕ ኣለኹ ኢሉ፡፡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሽፈራሁ ተኽለማርያም (ዶ/ር ) ንሓደጋ ውሕጅ ቅልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ምስ ክልላት ብምውህሃድ ስራሕቲ ምስርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ በጀት 2018 ዓ.ም 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ብር ብምዃን ቀሪቡ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼብኡ ዘቕረብዎ መግለፂ ረቂቕ ባጀት 2017 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ኣዳሚፁ። ኣይተ ኣሕመድ፥ እቲ ረቂቕ ባጀት ተግባራዊ ንዝግበር ዘሎ መመሓየሺን ፊሲካል ፖሊሲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኩለመዳይ ዕድላት ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ንምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣርሜኒያ ቫሃን ኮስታኒያን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን(ዶ/ር) ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲን ሎሚ ምሸት ክቐርብ ኢዩ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ትማሊ ምስ ካብ መልላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘተ ኣካይዶም ኢዮም። እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናይ ዝገብርዎም ዘተታት ኣካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ተመራመርቲ ኢኮኖሚ። ተመራማሪ እቲ ዓውዲ ኣቡሌ መሓሪ (ዶ/ር)፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንግዲ ወፃኢ ከብ ንምባልን ናህሪ ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ትማሊ ኣብ ስታድዩም ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ሲዳማ ቡናን ወላይታ ዲቻን ናይ መወዳእታ ውድድር ፀዋታ ፅዋዕ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምክያዱ ይዝከር። ክልቲኦም ክለባት ንምድጋፍ ካብ ሃዋሳ፣ ወላይታ ሶዶን ከባቢኣን ዝመፁ ብዙሓት ደገፍቲ ዘይምርድዳእ ብምፍጣሪ እቲ ፀወታ ኣብ ዕፁው ስታድዩም ንኽካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዝበልዎ፤ ብዞባ፣ ክልልን ከተማታትን ዝተኻየዱ ዘተታት ዝቀፀለ ሎሚ ብብርኪ ፌዴራል…