Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዘርኣዮ ደገፍ ንሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ተወፋይነት ዘርኢ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ዘርኣዮ ህዝባዊ ደገፍ፣ ኣብ ሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ዘለዎ ተወፋይነት ዘርእይ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…

ፋና ላምሮት ብብዝሃ መልክዕ ብጥበብ ይግለፅ ኣሎ -ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ፋና ላምሮት ብብሩህ ጥበብን መንፈስን ክእለትን ብብዝሃ መልክዕ ሃገርና ብጥበብ ትግለፅ ኣላ ኢሎም። ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብብርቱዕ ንሕንሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር 5ይ ፋና ላምሮት ናይ…

ዘመን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ግምት ዘእተወ ወለዶ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሽቶታት ዲጂታል ኢትዮጵያን ዓለም በፂሓቶ ዘላ ዘመን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ኣብ ግምት ዘእተወ ወለዶ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝገለፁ ኣብ ኢንስቲትዩት…

ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ዘማዕበለ ወለዶ ምህናፅ የድሊ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፤ ንዕብየት ሓንቲ ሃገር ምዕባለን ብልፅግናን ጋህዲ ንምግባር ብቴክኒካዊ ሞያውን ክእለት ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ዘማዕበለ ወለዶ ምህናፅ የድሊ ኢለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ነዚ ዝበላ ቢሮ ስራሕን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 9 መስከረም ጀሚሩ ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት:- 1. እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) - ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ 2. ወ/ሮ እናታለም መለስ - ብሚኒስትር መዓርግ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብመዳይ መራሕቲ ኣፍልጦ ክረክብ ገይሩ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብመዳይ መራሕቲ ኣፍልጦ ክረክብ ገይሩ ኢለን ሚኒስትር ፕላንና ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ እተን ሚኒስትር እቲ ጉባኤ ብዝምልከት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥…

ን10ይ ፎረም ከተማታት ስራሕቲ ምድላው እናተወገኑ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሎጊያ ሰመራ ንዝካየድ 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምድላው ይውገኑ ኣለዉ ኢለን፡፡ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ስራሕቲ ምድላው ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ…

ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልላት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክልል ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ። ‘ብሕብረት ክኢልና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ እቲ ሰልፊ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም…

ምዝዛም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ መንፈስ ይክኣል ካብ ዘረባ ናብ ተግባር ብምቕያር ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ወሃቢ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ እዋናዊ ወፃኢ ተግባራት ዙሪያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ማሳድ ቡሎስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት…