Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ንክልላት ዝመሓላለፍ ሓበራዊ እቶት ፍትሓዊ ዝርገሐ በጀት ጭቡጥ ለውጢ መፂኡ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ድሕሪ ሃገራዊ ለውጢ ንክልላት ዝመሓላለፍ ሓበራዊ እቶት ፍትሓዊ ዝርገሐ በጀት ፍትሓዊ ንምግባር ብዝተሰርሐ ስራሕ ጭቡጥ ለውጢ ኣምፂኡ ኢሎም። ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተሰናደአ ውሱን ዕላማ ኣብ ዘለዎም…

ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያዊያን ብሰፈር ከይፈላለየ ሓቚፉ ዝሓዘ ፓርቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቅድመ ሐዚ ካብ ዝነበሩ ዝተፈለየ ኣተሓሳስባ ዘለዎን ንኢትዮጵያዊያን ብሰፈር ከይፈላለየ ሓቚፉ ዝሓዘን ብሕታዊ ፓርቲ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ…

ኣብ ዓለም ልምምድ ሃገራት ኣልቦ ወደብ ዘየለ ግፍዒ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፂሙ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ልምምድ ሃገራት ኣልቦ ወደብ   ዘየለ ግፍዒ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፂሙ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል ራብዓይ ክፋልን ናይ መወዳእታን ቃለ መሕትቶም፥ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪክ በሪ ባሕሪ(ወደብ)…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም። እቶም ቀዳዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንሓወይ ኣሊኮ ዳንጎቴ ተቐቢለ ኣዘራሪበ ኢሎም። ንኢትዮጵያ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ድልየታት…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እኹል ምድላው ተገይሩ ብምትግባሩ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ የማክሮ ኢኮኖሚ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እኹል ምድላው ተገይሩ ብምትግባሩ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር እዋናዊ ጉዳያት ኣፈፃፅማ ኢኮኖሚ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ዝተማልአ መመሓየሺ ማክሮ…

ናይ ፅልኢት ዘረባን ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንምክልኻል ግደ ሕብረተሰብ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፅልኢት ዘረባ፣ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንፅል ያታን ፈተናታት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢዮም፡፡ ንፋና ዲጂታል ሞያዊ ሓሳቦም ዘካፈሉ ምሁራን ጋዜጠኝነትን ኮሙኒኬሽን እዞም ፈተናታት ንምሕላፍ ሕብረተሰብ ግንዛበ ሚዲያ ምዕባይ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም፡፡…

መንግስቲ በዓላት መርአዪ ሓድነት ንኽኾኑ ሓለዋ ይገብር

ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ በዓላት በዓላት መርአዪ ሓድነትን ብዙሕነትን ንኽኾኑ ሓለዋ ክገብር ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ ) ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 446 ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) በዓል ምኽባር ተጀሙሩ፡፡ እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት እናተኸበረ ይርኸብ፡፡ ኣከባብራ እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ…

ውፅኢታውነት መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ብፍልጠትን ጥበብን ተግባራዊ ዝገበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ…

ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትይር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ነዚ ዝገለፁ፥ ብዛዕባ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ…