ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ን45 ንተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ኣፍፈልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡ 45 ተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ሰርቲፊኬት ኣፍልጦ ሂቡ። ነቶም ተዓዘብቲ ኣፍልጦ ዝተውሃበ እቲ ቦርድ ብዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት እንትኸውን፤ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡን መለክዒ ንዘማልኡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ልዑል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ- ኣይተ ዮዳሄ ኣርዓያ ስላሴ Desta Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ልዑል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ መለለዪ ማንነት ኣይተ ዮዳሄ ኣርዓያ ስላሴ። ፋይዳ ንመርሃ ግብሪ መጀመሪ ጎስጓስ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ዮዳሄ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ፈላማይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Dec 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ፈላማይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ካብ ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝረኸበ ውድብ ስምረት፥ ሕሉፍ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6ተ ኣዋርሕ ምግምጋም ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ሒዙ ኣኼብኡ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ እናሃበ ንኢትዮጵያ ናብ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዘብፅሕ ኢዩ- ፓርቲ ብልፅግና Desta Dec 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ እናሃበ ንኢትዮጵያ ናብ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዘብፅሕ ኢዩ ኢሉ ብልፅግና ፓርቲ። እቲ ፓርቲ ኣብዚ ሰሙን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ዘተታት ጠሚቱ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ብፓርቲ ብልፅግና ዝምራሕ ናይ ምድማር መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)። ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ቦንጋ ‘ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታት ናይ ምድማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን… Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ኢዩ ኡሎም። ረቂቕ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ለውጢ ብተግባር ዕላዊ ዝኾነ ፍትሓዊ ተረባሕነት ልምዓት ህዝቢ ክልል ዓፋር… Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ተሳትፎ ፖለቲካን ተረባሕነት ፈትሓዊ ልምዓትን ህዝቢ ክልል ዓፋር ብተግባር ዕላዊ ኮይኑ ኢሎም። ‘ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታት ናይ ምድማር መንግስቲ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ህዝባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘደምሙ ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ዝሓፉ ሒደት ናይ ለውጢ ዓመታት ዘደምሙ ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ። "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይና ዘመዝገበቶም ዓወታት ካብ ጉዕዞ ምዕባለኣ ዘትርፋ ከምዘየለ ዘርኢ ኢዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይና ዘመዝገበቶም ዓወታት ካብ ጉዕዞ ምዕባለኣ ዘትርፋ ሓይሊ ከምዘየለ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዲኦ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝለዓሉ ሕቶታት ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ህዝቢ ዘልዕሎም ሕቶታት ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር"…