ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን። ስለዝኾነ ክልቲአን ሃገራት ንዝቕፅሉ ክልተ ዓማውቲ ኣባል ብምዃን ከገልግላ ኢየን። እቲ ቤት ምኽሪ ምክልኻል፣ ምቁፅፃርን ኣፈታትሓን ጎንፂ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ታንዛኒያን መዘነኦም ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ማሪ ቱምባ ንዜዛን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ፕሮፌሰር ፓላማ ጋምባ ጆን ካቡዲ ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ጎናጎድኒ ስሩዕ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” እንትንብል ኩሉ ነገር ብመንፅር ልምዓት ክኸውን ኣለዎ-ዶክተር ኣትንኩት Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዶክተር ኣትንኩት መዝገቡ፥ መንእሰይ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓለም መርኣያ ብዝኾነ ስራሕና ንደብስ ስውኣትና – መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፎ ሰሙናዊ መልእኽቲ "ንዓለም መርኣያ ብዝኾነ ስራሕና ንደብስ ስውኣትና!" ክብል ገሊፁ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ነበርቲ ከተማ አዲስ ኣበባ ዝተለመደ ኢትዮጵያዊ ባህሊ ምትእንጋድ ክፍፅሙ ይግባእ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቲ ጉባኤ 1 ክሳብ 2 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ እንትኸውን፥ እቶም ኣጋይሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበሩ ድርድራት ንኹሎም ወገናት ተረባሕቲ ኣብ ዝገብሩ ስምምዓት ምቱኳር ይግባእ – ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ዝግበሩ ድርድራት ንኹሎም ወገናት ተረባሕቲ ኣብ ዝገብሩ ስምምዓት ምቱኳር ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። ትካል ጉዳያት ስትራቴጂ ኣብ ዘሰናድኦ ወርሓዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ኣብ ዴማ ማርዋ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት መስራቲ ጉባኤ ህወሓት ኣብ ዝተኻየደሉ ዴማ ማርዋ፣ ጣብያ ማርዋ ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ተረኺቦም ሕሉፍ ታሪኽ ቃልሲ ህወሓትን መፃኢ ዕድል ትግራይን መሰረት ገይሮም ሓሳባት ዘቕረቡ ነባር ተጋዳላይ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሓዱሽ ኣወዳድባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ስግግር ግልፅነት ዘረጋገፀ ክኸውን ይግባእ – ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሓዱሽ ኣወዳድባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ስግግር ግልፅነት ዘረጋገፀን መሰል ሰራሕተኛታቱ ኣብ ግምት ዘእተወን ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣተሓሳሲቦም። ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው፥ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 36 ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 36 ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ብብርኪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ምክያድ ዝጀመረ ጉባኤ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ፥ ኣቦ መምበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሽመት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሽመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ 1. ኣይተ መስፍን መላኩ ብመዓርግ ሚኒስትር ዲኤታ ሓላፊ ፍሉይ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር 2. ዶክተር ሹመቴ…