Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር  መስኖን ቆላማ ከባቢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ መንግስቲቲ ብዝሃቦ ፍሉይ ትኹረት ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ ኢሎም። እዋናዊ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ነቲ ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ብመደረ ዝኸፈቱ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)÷ ፀገማትና ንኽፍጠሩ መሰረት…

እዚ ደቡብ ሃገራዊ ግቡኡ ብብቕዓት እናተዋፀአ ይርከብ – ሜ/ጄ ኣድማሱ ኣለሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሜጀር ጄነራል ኣድማሱ ኣለሙ ሰራዊት ምክልኻል ሃገራዊ ግቡኡ ብብቕዓትን ጅግንነትን እናተዋፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡ ሜጀር ጄነራል ኣድማሱ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እዚ ደቡብ ኩለመዳያዊ ናይ ምግባር ዓቕሚ እቲ ሰራዊት…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ፥ መሰረት ኣታዊ መንግስቲ ብምስፋሕ ወፃኢ ንምሽፋንን ዝተረጋገዐ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምርግጋፅን…

ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 700 ዜጋታት ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ውሽጢ ዝነበሩ 700 ሰባት ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም ኢሉ፡፡ ውሃቢ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ሎሚ ሰሙናዊ መግለፂ ከምዝበልዎ÷ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…

ሕማም ኤም ፖክስ ከይዛመት ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ሕማም ኤም ፖክስ (Mpox) ከይዛመት ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን፡፡ እተን ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዘበለኦ÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምምሕዳር ከተማ ሞያሌ ብሕማም ኤም ፖክስ ካብ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኢዮቤልዩ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ዑደት ምግባሮም ገሊፆም፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ኢንስቲትዩት ካብ መሬት ክሳብ ህዋ ዘለው መረዳእታታት ብምትንታን ስራሕቲ ምርምር ዘካይድ ትካል ምዃኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 15 መዓልቲታት እናተኻየደ ዝቐነየ ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ 2017 ዓ.ም ተዛዚሙ፡፡ ዋና ፀሓፊ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ነዚ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤…

ሓደጋታት ብርእሰ ዓቕሚ ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ዘደልዮም ክፋላት ሕብረተሰብ 86 ሚኢታዊ ንኽንኪ ምግባሩ ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ስራሕ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኮሚሽነር ኣምባሳደር ሽፈራው ተኽለ ማርያም (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ኣብ 2018 ዓ.ም ኣብታ ሃገር…