ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት መንግስታት ንኣፍሪካ ዝውሃብ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕቡራት መንግስታት ንኣፍሪካ ልምዓት ብልፅግና ዝግበር ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፡፡ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት መንግስታት ንኣፍሪካ ዝውሃብ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕቡራት መንግስታት ንኣፍሪካ ልምዓት ብልፅግና ዝግበር ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፡፡ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፍሪካውያን ዘላቒ ልምዓት፣ ዕድልን ክብርን ዘረጋግፅ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽህሉ … mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መራሕቲ ኣፍሪካን ዓለም ለኸን ናብ ኢትዮጵያ እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ብምባል፣ ታሪኻዊ ዓሻራን ፅኑዕ ራእይን ኣፍሪካ ኣፅንኦት ሂቦም ገሊፆም፡፡ ናይታ ኣህጉር ዓብዩ ሃፍቲ ተፈጥሮኣዊ ፀጋ ጥራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘትዮም mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ዘትዮም mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ዘትዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ጎኒ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስተን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ዘትዮም mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ዘትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጎኒ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስቶም ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን፡፡ እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምለን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ (APRM) መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣዲስ ኣበባ ኣትዩም mizan mekonen Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣብ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ በፅሑ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ…