ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሃገራዊ ድሕንነት ክሳብ ልምዓት ኢንዱስትሪ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ናይ ሓንቲ ሃገር ጥንካረ ብበዝሒ ሰራዊታ ወይ እውን ብበዝሒ እትዕድጎም ዕጥቂታት ጥራሕ ኣይምዘንን። ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ኢንዱስትሪ መከላኸሊኣ ንምጥንካርን ብዕጥቂ ርእሳ ንምኽኣልን ዝተፈላለዩ ትልሚታት እናተግበረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ክረምቲ ብኸንቱ ክሓልፍ ክፍቀደሉ ዘይግባእ ዓብዪ ዕድል ሒዙ መፂኡ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዓቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)እዚ ክረምቲ ብኸንቱ ክሓልፍ ክፍቀደሉ ዘይግባእ ዓብዪ ዕድል ሒዙ መፁኡ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማኸርቲና ዝተዋህቦም እጃም ብትኽክል ይፍፅሙ ኣለዉ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣማኸርትና ዝተውሃቦም እጃም ብትኽክል ይፍፅሙ ኣለዉ ኢሎም። መስፍን ኣርኣያ ብዛዕባ ከይዲ እቲ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ኣብ ሓሳባት ስልታዊ ጉጅለታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሃገራዊ ዘተ ብዝፈጥሮ ጥጡሕ ባይታ ዝተማልአ ፖለቲካዊ ስርዓት ትግበራ ትራንስፎርሜሽን ንምዕዋት ክስራሕ እዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሃገራዊ ዘተ ብዝፈጥሮ ጥጡሕ ባይታ ዝተማልአ ፖለቲካዊ ስርዓት ትግበራ ትራንስፎርሜሽን ንምዕዋት ክስራሕ እዩ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ገምጋምን ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሚልዮናት ገዛውቲ ናብ ብርሃን ቀይሩ – ሲኤንኤን Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ኣሜሪካ ዝኾነ ቴሌቪዥን ሲኤንኤን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሚልዮናት ገዛውቲ ናብ ብርሃን ዝቐየረ ግድብ ክብል ገሊፁዎ። ፀብፃቢት ወኪል ሲኤንኤን ኣብ ኬንያ ዝኾነት ቪክቶሪያ ሩባደሪ ኣብ ዘሰናደአቶ ፀብፃብ፤ ኣብ ኣፍሪካ ዝዓበየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ንኩለመዳይ ልምዓት ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)በሪ ባሕሪ ንዝኾነት ትኹን ሃገር ብመንፅር ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ድሕንነትን ዓለምለኻዊ ርክባትን ኣዝዩ ኣገዳሲ ሃፍቲ እዩ። ኣብ ዓለም መብዛሕትኡ ንግዲ ብባሕሪ መጓዓዝያ ስለዝፍፀም፣ በሪ ባሕሪ ዘለወን ሃገራት ኣብ ኢኮኖሚ ልዑል ተወዳዳራይነት ክህልወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። መርሃ ግብሪ ተኸላ 800 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ እናተሳለጠ ይርከብ። ኣፈ ጉባ ባይቶ ወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሓለፉ ዓመታት ከም ሃገር እፃስቦ ኩሉ ጋህዲ ዝኾኑሎም ዓመታት እዮም – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ከም ሃገር እንሓስቦ ኩሉ ጋህዲ ዝኾኑሉ ዓመታት እዮም ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ ኣብ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ወፍሪ 800 ሚልየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ብምስታፍ ኣሰሮም ኣንቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ዘለዋ ቆራፀነት ብተግባር ኣረጋጊፃ እያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ዘለዋ ቆራፀነት ብተግባር ኣረጋጊፃ እያ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለዋይ ኣሰር ንምዕባይ ዓቕሚ ማይ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ሓለዋ ተፋሰስ ብምጥንኻር ድሕንነት ግድባትን ፍልፍላት ማይን እናደንፈዐ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብሓምለዋይ ኣሰር ዝተተኽሉ ፈልሲታት ብብዙሕ መገዲ ህይወት ኢትዮጵያውያን እናለወጡ መፂኦም እዮም። እቲ መርሃ ግብሪ ዝፈጠሮ…