ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሕ ተራ ትፃወት ኣላ – ኣሜሪካ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሕ ተራ ትፃወት ኣላ ኢሎም ልኡኽ ምክልኻል ኣሜሪካ። መበገሲኡ ካብ ሮድ ኣይላንድ ዝገበረ ጉጅለ ልኡሕ ምክልኻል ኣሜሪካ ኣብ ማእሐል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ በቢጉጅለታት ዝተጠርነፉ ምኽረ ሓሳባት ናይ ምጥዕዓም ስራሕ ይዛዘም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ብጉጅለታት ዝተጠርነፉ ምኽረ ሓሳባት ናይ ምጥዕዓም ስራሕ እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ሂሩት ገ/ስላሴ፤ ኣብ ህሉው ኩነታት እቲ ጉባኤ ዝምልከት መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንህዝቢ ክልል ትግራይ ናብ ኩለመዳይ ቅልውላው የቃለዖ ኣሎ – ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባል ኣስፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ስምረት ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)፣ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ትግራይ ኩለመዳያዊ ቅልውላው የውርድ ኣሎ ኢሎም። ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)፥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ቀረባ እዋን መሰል ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌ/ጄ ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌተናል ጄኔራል ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ንሌ/ጄ ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ከምዝሾሙዎም ሓበሬታ ፖሊስ እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርግጋፅ ወናንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሓበራዊ ምዕባለ ሃገራት እቲ ዞባ መሰረት እዩ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 9፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 130 ሚልየን ህዝቢ ዘለዋን ብቕልጡፍ እናዓበየት ትርከብን ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ሕቶኣ ብትምኒት ጥራሕ ዝተርፍ ኣይኮነን። ኢኮኖሚን መፃኢ ዕድልን ኩሉ ግዜ ዝተኣሳሰሩ ብምዃኖም በሪ ባሕሪ ወሳኒን ኣገዳዲን ጉዳይ እዩ። ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ድምፂ ኣፍሪካ ዝኾነትሎም ዝተፈላለዩ መድረኻት ብሪክስ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብ ዝተኻየዱ መድረኻት ብሪክስ ኣፍሪካውያን ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ውክልና ክህልዎም እናተኻተዐት ትርከብ። ኢትዮጵያ ኣብ 2023 ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝተኻየደ መበል 15 ጉባኤ ብሪክስ ኣባል ኮይና ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽርሒ ባዕዲን ባንዳ ኣስፈፃሚ ዝኾነ ዘይሕጋዊ ጅለ ህወሓት Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ ዘበናት ዝነበሩ ብዙሓት ፀገማትን መሰናኽላትን ብቆራፅነት፣ ብሓድነትን ጅግንነትን ደቃ ተሳጊራ ንትውልዲ ክትፀንሕ ክኢላ እያ። ኣብዞም ናይ ሺሕ ዓመታት ፅቡቕን ከቢድን ጉዕዞታታ ውሽጣዊ ፀገማትን ካብ ደገ ዝተፈነዉ ማሕለኻታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደጀን ድሕንነት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ፣ ድሕነትን ሰላምን ህዝባን ብዘተኣማምን ኩነታት እናሓለወ ደጀን ዝኾነ ትካል እዩ። ብመንግስቲ መደመር እቲ ሰራዊት ንግዚኡ ዝሰማማዕ ንምግባር ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ሪፎርም ኣወዳድባ ሓይሊ ሰብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ሃገርን ሃገራዊ ረብሓታትን ዝሕሉ ዘመናዊ ሰራዊት ንምውዳብ ቴክኖሎጂ ወሳኒ እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይልታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሉኣላዊነት ሃገርን ሃገራዊ ረብሓታትን ዝሕሉ ዘመናዊ ሰራዊት ንምውዳብ ቴክኖሎጂ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ወሳኒ እዩ ኢሎም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሓባራዊ ምዕባለ እቲ ዞባ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ንሓንቲ ሃገር ኩለመዳይ ኢኮኖሚያዊ፣ ስትራቴጂካዊን ማሕበራዊን ዕቤት መሰረት ክብ ዝኾኑ ጉዳያት ሓደ እዩ። ልዕሊ 80 ሚእታዊ ዓለምለኻዊ ንግዲ ብትራንስፖርት ባሕሪ ዝካየድ ብምዃኑ፤ ቀጥታዊ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ምዃን ወፃኢታት ትራንስፖት፣…