Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ንዘላቒ ሰላም ህዝቢ በዓል ዋና ምግባር ይግባእ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘላም ንምፅናዕን ዘላቒ ንምግባርን ትካላት ሃይማኖትን ህዝቢን በዓል ዋና ምግባር ይግባእ ክብሉ ምሁራን ኣገንዚቦም። ትካላት ሃይማኖት ሃገራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ኣብ መንጎ ህዝብታት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምፅናዕ ርኡይ ግደ ከምዘለዎም እቶም…

ውሳነታት መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 44 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ፡- 1.ቤት ምኽሪ ፈላማይ ዝተዛተየ ምስ መንግስቲ ሪፐብሊክ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጁአዎ ማኑኤል ጎንካሌቭ ሎሬንቾ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷”ሎሚንጉሆ ካብ ፕሬዚደንት ጁአዎ ማኑኤል…

ዓቕሚ መምህራን ብምህናፅ ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ምንቅስቓስ ይግበር ኣሎ – ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ብምምሕያሽን ዓቕሚ መምህራን ብምህናፅን ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዘኽእል ምንቅስቓስ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን…

ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምቹውቲ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ዝጎደልዋ መሰረተ ልምዓታት ብምምላእ ንነበርታ ምችው ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ትማሊ ንግልጋሎት ክፍቲ ዝኾነ ፓርክ ቡልቡላን ካብ ቦሌ ካርጎ…

ብልሓት ዝተመልኦ ኣካይዳ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወጥሪ ከምዝሃድአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲን ህዝቢ ትግራይን ኣብቲ ክልል ተፈጢሩ ንዝነበረ ወጥሪ ዝሃቡዎ ብልሓት ዝተመልኦ ምላሽ ኣንፀላሊዩ ዝነበረ ከይዲ ጎንፂ ክተርፍ ከምዝገበሮ ተገሊፁ፡፡ መንግስቲ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሰላማዊ ስግግር ስልጣን ንኽግበር ዘርአዮ ፃዕሪ…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ምትሕብባር ክጠናኸር ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ንሓበራዊ ዕብየት ምትሕብባሮም ከጠናኽሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ሓቲቶም፡፡ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ተዛዚሙ፡፡ እቶም ሚኒስተር ኣብቲ ኣኼባ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ናይተይ ሕቶ እውን ኢዩ ዝብል ትውልዲ ክፍጠር ከምዘለዎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ ባሕሪ ንመንግስቲ ጥራሕ ዝግደፍ ስለዘይኮነ ናይተይ ሕቶ እውን ኢዩ ዝብል ትውልዲን መተኣኻኸቢ ያታን ምፍጣር ከምዝግባእ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዘዘራረቦም ምሁራን ኣገንዚቦም፡፡ ነዚ ድማ ኣብቲ ጉዳይ መተኣኻኸቢ ያታ ምድጣር ከምዝግባእ ዝገለፁ…

ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ እንፈታ ብልፅግና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ እንፈታ ብልፅግና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣመራርሓን…

ልዕሊ 15 ሺሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን፣ ዋና ኦዲተር ፌዴራልን ኣልጀዚራ ኣብ ኢትዮጵያን ልዕሊ 15 ሺሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ሂቦም። እቶም ትካላት ብህፃናትን ኣባፅሕን ዝንበቡ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶ ዘለዎም መፃሕፍቲ ኢዮም ኣበርኪቶም።…