ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብፅሒታት ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ተሸይጦም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መሸጣ ኣክሲዮን 10 ሚኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብፅሒታት ኣክሲዮን ከምዝተሸጡ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ከይዲ መሸጣ እቲ ኣክሲዮን ን121 መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ እንትኸውን፤ 47 ሺሕን 377 ኢትዮጵያዊያን ከምዝተሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ናብ ዘበናዊ ብርኪ ትካል አቪዬሽን ዓብዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብጠንኻራ ትካላዊ ሪፎርም እናተሃፀ ዘሎ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ዘበናዊ ብርኪ ትካል አቪዬሽን ምዕባዩ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም፡፡ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ÷ ኣብ ምክልኻል ብኣዛዝነትን ስታፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ግሪኽን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ መንግስታትን ህዝቢ ምስ ህዝቢን ኢትዮጵያን ግሪኽን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ባይተዎ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብኣባል ፓርላማ ግሪኽን ሓላፊ ጉባኤ ኢንተርፓርሊያመንት ኦርቶዶክስን ማክስሞስ ቻራኮፖሎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነት እታ ከተማ ዘዕብዩ ኢዮም ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ናብራ እታ ከተማ ዘማዕብሉ፣ ምስላ ዝቕይሩን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነታ ዘዕብዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታታትን ትካላት ማሕበራዊ ሴክተርን ኣንብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ሰላም ዝተወገኑ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን መፍረያይነት የዕበዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ሰላም ኣቢሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዝተወገኑ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን መፍረያይነት ክውስኽ ከምዝገበሩ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ክልል ኣብ ቀረባ ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ተሞክሮ ዝኸውን እዩ – ሞሰስ ቪላካቲን mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕርሻ፣ ልምዓት ገጠር፣ ኢኮኖሚ ዘላቒን ልምዓትን ዩኒየን ኣፍሪካ ሞሰስ ቪላካቲን ዘትዮም፡፡ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ርኡይ ለውጢ እናመዝገበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ አብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንሰብሃፍቲ ቻይናውን ምችውቲ እያ -ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ አብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንሰብሃፍቲ ቻይናውያን ምችውቲ ምዃና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ምክትል ኣቦ ወንበር ብሄራዊ ኣማኻሪ ኮሚቴ ፖለቲካ ህዝቢ ቻይናን ኣቦ ወንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሕርሻ ብምዝማን ፍርያትን ምህርቲን ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሕርሻ ብምዝማን ፍርያትን ምህርቲን ንምዕባይ ዘኽእሉ ተግባራት እናተካየዱ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ሳልሳይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ቤት ፅሕፈት እቲ ክልል ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮምን ቪዛን ተበፃሕነት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጥንኻር ዘትዮም mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፋፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቪዛ ኢንክ ደቡብን ምብራቕን ኣፍሪካ ሚካኤል በርነር ዘትየን፡፡ ኣብ ዘትኦም ብብርኪ ዓለም ግልጋሎት ዲጂታል ፋይናንስ ሓድሽ ዕድላት ምትሕብባር ክድህስሱ ዝኽእሉ ጉዳያት እዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ኣብ ምዕዋት ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳር ከምኡ እውን ዕድመ…