Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ-ምግባርን መረፃ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ-ምግባርን መረፃ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ህፁፅ ኣኼባ ዘፅደቖ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ 26 ዓንቀፃት…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተሃንፁ ቤት ፅሕፈታት ፓርቲ ብልፅና ይምረቑ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ገጠርን ከተማን ዝተሃነፁ ቤት ፅሕፈታት ፓርቲ ብልፅግና ይምረቑ ኣለው። ኣይተ ኣደም ኣብቲ ክልል ሰለስተ ገጠርን ሽዱሽተ ወረዳታት ከተማን ዝተሃነፁ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…

ኩለመዳያዊ ብልፅግና ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ተግባራት ተኻይዶም -ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብልዑል ፀጋ ሉኣላዊነት ንምርግጋፅን ኩለመዳያዊ ዕብየትን ብልፅግናን ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ብዙሓት ተግባራት ተካይዶም ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል። ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብመንግስትን ፓርትን…

ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣመራሓ ምምሕዳር ክልልን ከተማን ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ካብ ዘለወን ሃገራት ውሽጢ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 25 ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ትማሊ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስትራት ዲጂታል ምትእስሳር ክጠናኽሩ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ዘትዮም። ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ዝፀደቐ ዲጂታል ውህደትን ፖሊሲ…

ሚድሮክ ልዕሊ 170 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ኩላሊት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ልዕሊ 170 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ኩላሊት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ገይሩ። ነዚ ደገፍ ዝተረኸባ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከምዝበልኦ÷ ሚድሮክ 20 ንኩላሊት ዳያሊሲስ ማሽናትን 10…

ኣብዚ ዓመት ታሪክ ተፀባይነት ኢትዮጵያ ንምቕያር መሰረት ዘንበሩ ስራሕቲ ተሰሪሖም – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ካብ ተፀባይነት ንምውፃእ ዝተሰርሑ ስራሕቲ፣ ታሪኽ ተፀባይነት ኢትዮጵያ ንምቕያር መሰረት ዘንበሩ እዮም ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ዋና ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ በጀት…

መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና 2017 ስራሕቲ በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ዋና ቤት ፅሕፈት ሓላፊ ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምኡ’ውን ዋና ቤት ፅሕፈት፣ ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት…

ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዉትነት ሓምለዋይ ኣሰር ብራኸ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ብምትካል ምብራኽ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሸገር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። እቶም ሚኒስትር፥…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሎሚ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ተረኺቦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ዘካየድዎ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ምስ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ብምዃን እዩ፡፡ ሎሚ ዘበን ብምትካል…