Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ኣማኒ በሪሶን እና ለተሰንበት ግደይን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን እተን ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ዕድል ቀኒዒወን፡፡ ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣማኒ በሪሶ 2 ሰዓት 14 ደቒቓን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ርሕቐት ብምውዳእ ሓድሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ ተዓዊታ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ድማ 2 ሰዓት 16 ደቒቓን 48 ሰከንድን ብምእታው ናይ ባዕላ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ነቲ ውድድር ካልአይቲ ኮይና ዛዚማቶ፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ማራቶን ቫለንሺያ ኢትዮጵያ ካብ ሜዳልያ ወፃኢ ክትከውን ከላ÷…
Read More...

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ምስ እንግሊዝ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ፈረንሳይ ምስ ፖላንድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ናብ ርብዒ ፍፃመ ንምሕላፍ ምስ ኢንግሊዝ ክትፃወት ኢያ፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ትፅቢት ይግበረላ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ደቂ ኣነስትዮ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ክትዕወት ኢያ ዝብል ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ። ጓ 24 ዓመት ኣትሌት ለተሰንበት÷ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት 14 ደቒቕ 06 ሴኮንድ፣ ኣብ 10 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት 29 ደቒቕን 01 ሴኮንድ፣ ከምኡ እውን ፍርቂ ማራቶን…

ሎሚ መዓልቲ ምሸት ናይ መወዳእታ ናይ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰውዓተን ሸሞንተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ብራዚልን ካሮን ከምኡ እውን ሰርቪያን ስዊዘርላንድን ምሸት 4 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብቲ ምድብ በራዚል ሽዱሽተ ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ ዘረጋገፀት…

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እተን ጋንታታት ምሸት ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ጃፓን ምስ ስፔን ክፃወታ ኢየን። ስፔን 4 ነጥቢ ብምሓዝ ኣብቲ ምድብ መራሒት እንትትከውን፥ ጃፓንን ኮስታሪካን ድማ…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ  ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ይንገር ኣሎ። ፀብፃብ ሚረርን ደይሊ ሜይልን ከምዝሕብሮ÷ ሮናልዶ ኣብ ዓመት 173 ሚሊየን ዩሮ ከምዝኽፈሎን እዚ ድማ ሮናልዶ ክባር ተኸፋሊዓለምና ከምዝገብሮን ተገሊፁ። ሮናልዶ ምስ ፔርስ ሞርጋን ዝገበሮ ኣካታዒ…

ኣርጀንቲና ናይ ፅዋዕ ዓለም ፃንሒታ ዝውስን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰለስተን ኣርባዕተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝርከባ ቱኒዚያን ፈረንሳይን ከምኡ እውን ኣውስትራሊያን ዴንማርክን ምሸት 12 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብቲ ምድብ ፈረንሳይ ሽዱሽተ ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ…