Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ኡጋንዳን ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራውያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ማዕረ ተፈላሊየን። ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ትማሊ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሃገራዊያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ብዘይ ሽቶ 0 ን 0 ማዕረ ከምዝተፈላለያ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
Read More...

ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ መንጎ  ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝተገበረ ፀወታ ተጀሚሩ። ኣብቲ ፀወታ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን። ንኢትዮጵያ ዊሊያም ሰለሞን ኣብ መበል 12 ደቒቓ ሓንቲ ሸቶ፣ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 43ንን ኣብ መበል 58ን ደቓይቕ ክልተ ሸቶ…

ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ። እቲ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። እቲ ስታዲየም ብናይ ክልቲአን ሃገራት ሰንደቕ ዓላማ ማዕሪጉ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኢትዮጵያ ተተኣናግዶ እቲ ውድድር፥ ተኣንጋዲት ሃገረ ዴሞክራቲክ ረፐብሊክ ኮንጎ ሓዊሱ ትሽዓተ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ኣብ ባህርዳር ክሳተፋ ኢየን። እቲ ውድድር ዝቕፅል ቀዳም ሰዓት ትሽዓተ ኢትዮጵያ ምስ…

ተዓዋትነት ኣትሌታት ወነ ተዓዋትነት ኢትዮጵያውነት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣፋኒየን። ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ዘለዋ ድሙቕ ታሪክ ንክቕፅል ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝሳተፉ ኣትሌታት ድሙቕ ታሪክ ንክፅሕፉ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓደራ ኢለን። ኣብ ሮም ኦሎምፒክ ብማራቶን ዝተጀመረ ዓወት ጅግና ኣበበ ቢቂላ ብጥራሕ…

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ክልተ ተመዲባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ክልተ ምስ ኤርትራን ቡሩንዲን ተደልዲላ። ትሽዓት ሃገራት ኣብ ዝሳተፋሉን ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦን ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ፥ ምድብል ድልድል ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ 1ይ ምድብ, ዩጋንዳ፣ ታንዛኒያ፣ ዲሞክራቲክ ኮንጎ 2ይ ምድብ, ኢትዮጵያ፣ ቡሩንዲ፣…

ሃገራዊት ጋንታ ጣሊያን ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣውሮፓ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ጣሊያን ንእንግሊዝ ብምስዓር ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣውሮፓ ኮይና። ትማሊ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍፃመ ፀወታ፥ ሃገራዊት ጣሊያን ብፍፁም ቅላዕ ኢያ ሻምፒዮና ኮይና ዘላ። ኣብ ከተማ ለንደን ስታዲየም ዌምብለይ ኣብ ሞንጎ ሃገራዊያን ጋንታታት እንግሊዝን ጣሊያንን ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ኣብ ስሩዕ ፀወታ…