Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ፀወታ መለክዒ ቁመና ንሩዋንዳ 1ን0 ስዒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ መለክዒ ቁመና ንሩዋንዳ 1ን0 ስዒራታ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ጊኒ ንትገብሮ ፀወታ መለክዒ ቁመና ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣካይዳ፡፡ በቲ ፀወታ ድማ ኢትዮጵያ 1ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ከነዓን ማርክነህ ኣብ መበል 83 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ። ብኣሰናዳእነት ኮትዲቭዋር ከም…
Read More...

ኣብ ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዝተኻየደ መበል 77 ውድድር ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ዘሎ ደረጃ ብመሓዝ ነቲ ርሕቐት ዛዚሞም፡፡ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 26 ሴኮንድ ብምእታው ቀዳማይ እንትኸውን፥ ኣትሌት ሺፈራው ታምሩን ኣትሌት…

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሲቪያ ጁቬንቱስ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ባየር ሌቨርኩዘን ምስ ዩኒዮ ኤስዤ ፌይኖርድ ምስ ሮማ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካብ ፀወታ ጁቬንቱስን ስፖርቲንግን ሊዝበንን ዝተዓወተት፤ ኣብ ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድን ሲቪያን ምስ ዝተዓወተት ጋንታ ክጋጠማ ኢየን። ተዓዋቲት ፀወታ…

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ሪያል ማድሪድ ምስ ቼልሲ ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ባየርን ሙኒክ ኤሲ ሚላን ምስ ናፖሊ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ድማ ካብ ፀወታ ሪያል ማድሪድን ቼልሲን ዝተዓወተት ካብ ፀወታ…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ምስ ጊኒ ንዝገብሩዎ ፀወታ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብመሰረት እዚ ሓለውቲ ልዳት፥ ፋሲል ገብረ ሚካኤል ካብ ጋንታ ባህርዳር ከነማ፣ ሰዒድ ሃብታሙ ካብ ጋንታ ኣዳማ ከነማን ኣቡበከር ኑራ ካብ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን፡፡ ኣብ ክፍሊ ምክልኻል፥ ረመዳን…

ኣብ ማራቶን ቶኪዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቶኪዮ 2023 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ፥ ኣትሌት ዴሶ ገልሚሳ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 22 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት መሓመድ ኢሳ 2ይ፤ ኣትሌት ፀጋዬ ከበደ 3ይ ብምውፃእ ውድድሮም ከምዝዛዘሙ ካብ ወርልድ ኣትሌቲክስ ዝረኸብናዮ…

ኣብ ፕሪሚየርሊግ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን መርሃ ግብሪ ኣቤል ያለውን እስማኤል ኦሮ ኣጉሮን ሽቶታት ቅዱስ ጊዮርጊስን እንተመዝግቡ፥ ቢኒያም ጌታቸው ብሕታዊት ሸቶ ድሬዳዋ ከተማ…