Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘራኸበ ድልድል ሻምፒዮንስ ሊግ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ውድድር ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ሲውዘርላንድ ኒዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ በዚ ድማ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ቦዶ ግሊምት ክምኡ እውን ባርሴሎና ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ተደልዲለን፡፡ ሻምፒዮን እቲ መድረኽ ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ፣ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቶተንሃም፣ ኣታላንታ ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ጋላታሳራይ ምስ ሊቨርፑል ተራኺበን፡፡ ቀዳማይ እግሪ ፀወታ እቲ ድልድል ኣብ መጀመርታ ወርሒ…
Read More...

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት በዓል ዋናነት ዓዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተፃዋታይ ኣልናስር ክርስትያኖ ሮናልዶ በዓል ዋናነት ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት ዓዲጉ፡፡ ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲ ባላንዶር ኣብ ኣልሜሪያ 25 ሚእታዊት ብፅሒት ምግዝኡ እዩ ዝተገለፀ። ኣልሜሪያ ኣብ ካልኣይ ሊግ ስፔን እናተወዳደረ እንትኾን ኣብቲ ሊግ ሰሌዳ ሊግ ድማ ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ ኣላ።…

ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሩክ ሙሉጌታ (ክልተ)ን ብሩክ በላቸውን ኣመዝጊቦምወን። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤቨርተን ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 27 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 5 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ። ድሕሪ 4 ተኸታታሊ ዓወታት ማዕረ ውፅኢት ተፈላልያ ዘላ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ናይ ዓወት ክትምለስ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ። ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ዝሓለፋ 5 ፀወታታት ክልቲአን…

ቼልሲን በርንሌይን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መብ 27 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲን በርንሌይን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ናይ ቼልሲ ሸቶ ጇኦ ፔድሮ ቅድሚ ዕረፍቲ እንተመዝግባ፤ ፍሌሚንግ ድማ ንበርንሌይ ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ ካሊእ ፀወታታት እቲ ሊግ ብራይተን ንብሬንትፎርድ 2 ን 0 እንትትስዕር፤ ኣስቶንቪላ…

ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ናብ ስታዲየም ሞልኒው ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ክትፃወት ኢያ፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ሓደጋ ምውራድ ምስ ትርከብ ወልቭስ ኣብ ትገብሮ ፀወታ፤ ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምስፋሕ ኣቐዲማ ገዛ ዕዮኣ ክትዋፃእ ትፅቢት…

ኣርባዕተ ፀወታታት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኤውሮፓ 16 ንምፅንባር ዝካየድ ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ ክካየድ እዩ። ምሸት ሰዓት 5 ፖርቹጋላዊ ክለብ ቤንፊካ ኣብ ሜድኡ ንሪያል ማድሪድ ኣብ ስታድዮ ዳ ሉዛ ከተአንግድ እያ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መርሃ ግብሪ ውድድር ዓመት ሻምናይ ሰሙን ተራኺበን ቤኔፊካ 4 ብ 2…