Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

2017 ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብሰዓራይነት መድን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡ እቲ ፕሪምየር ሊግ ሎሚ ሰዓት 10 ኣብ ዝተካየደ ውድድር ዓመት መወዳእታ ፀዋታ መድን ኢትዮጵያን ካብቲ ሊግ ምውራዱ ዘረጋገፀ ምስ ስሑል ሸረ ኣብ ዘካየድዎ ፀዋ ፈፃመ ረኺቡ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ሻምፕዮን ሊግ መድን ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ግማሽ ደቂቓ ብዘቁፀሮ 3 ሽቶታት ስሑል ሽረ 3 ን 0 ስዒራታ። መድን ዓወት ሸቶታት ኣቡበከር ሳኒ፣ ወገኔ ገዛሀኝን ዋንቻ ቱትን ኣቁፂሮምዎ፡፡ ብካሊእ ወገን ድማ ሃዋሳ…
Read More...

ኣዳም ላላና ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ነበር ተፃዋታይ ጋንታታ ሊቨርፑልን ሳውዝሃምፕተንን ኣዳም ላላና ርእሱ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ። ናይ ማእኸል ተፃዋታይ ኣዳም ላላና ኣብ 37 ዓመቱ ጫማ ከምዝሰቐለ ሎሚ መዓልቲ ኣረጋጊፁ፡፡ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዘነበሮ ፃንሒት 305ፀወታታት ዝተሳተፈ እንትኸውን÷ ንሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ድማ 34…

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንምፅናሕ ትገብሮ ናይ 90 ደቒቕ ንሕንሕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንጋንታ ኢትዮጵያ መድን ሻምፒዮን ብምግባር ካብቲ ሊግ ካብ ሞንጎ ዝሰናበታ ኣርባዕተ ጋንታታት እተን ሰለስተ ኣቐዲሙ ናብ ላዕለዋይ ሊግ ብምፍናው ናይዚ ዓመት ውድድር ንምዝዛም ሰለስተ ፀወታን ክልተ መዓልቲን ጥራሕ ተሪፉዎ ኣሎ፡፡ ንኣዳማ ከተማ፣ ስሑል ሽረን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ስዒባ ካብ…

ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን 2 ን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ንኢትዮጵያ ቡና እስራኤል ሸጎሌን ዮሃንስ ኪዳነን ሸቶታት እንተመዝግቡ፥ ወልደአኣማኑኤል ጌቱን ኪቲካ ጅማን ድማ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ክልቲአን ጋናታታት ኣመወዳእታ ፀወታ እቲ ሊግ ነጥቢ…

ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃትቲ ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም፡፡ ኣብቲ ሊግ 15 ደረጃ ብመሓዝ ዝኸፍአ ዓመተ ውድድር ናይ ዘሕለፈት ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ተጣዋታይ ዝኾነ ብሩኖ ፈርናንዴስ ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ተኻቲቱ። ብሩኖ ንማንቸስተር ዩናይትድ…

ባርሴሎና ንምሁኣን ጋርሺያ ካብ ኢስፓኞል ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካታላላናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንሓላወዊ ልዳት ጋንታ ኢስፓኞል ሁኣን ጋርሺያ ኣፈሪማቶ። ባርሴሎና ወዲ 24 ዓመት ሓላዊ ልዳት ብ25 ሚሊየን ዩሮ ክሳብ 2031 ዘፅነሖ ውዕሊ ኮንትራት ከምዘፈረሜ ኣፍሊጣ፡፡ ኣብ ላሊጋ ካብ ዘለዉ ዝበለፁ ሓለውቲ ልዳት ቅድሚት ዝፅራሕ ጋርሺያ ሽሙ ብተደጋጋሚ ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣርሰናል…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ክራኸባ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2025/26 ውድድር ዓመት ፀወታ ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። በዙይ መሰረት መርሃ ግብሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ዘራኽብ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ይግበር፡፡ ሻምፒዮን ሊቨርፑል ኣብ መርሃ ግብሪ ፈላማይ ሰሙን ፀወታ ንቦርንማውዝ ኣብ ኣንፊልድ ከተአንግድ እያ። ካልኦት…