ስፓርት
ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ እቲ ሊግ 8 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ።
20 ጋንታታት ተሳተፍቲ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ኣብ፤ መስኮት ዝውውር ንባዕለን እናጠናኸራ ይርከባ፡፡
ኣብ 2017 ዓ.ም ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ብኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይሌ ትምራሕ ኢትዮጵያ መድን ፅዋዕ ምዕታራ ይዝከር፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website…
Read More...
ሎሚ ዝፍልም መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ኣዋርሕ ብሓዱሽ ዘበን ውድድር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ ሃንቀውታ ብዙሓት ዝኾነ ፕሪሚየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ብምሓዝ ሎሚ መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሩ ክፍልም ኢዩ።
ሎሚ ኣብ ደርቢ ለንደን ዌስትሃም ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ክጋጠሙ ኢዮም።
ምሸት ሰዓት 4:00 ኣብ ዝጅምር እቲ ፀወታ፥…
ዘመድ ጆርጅ ዊያ እየ ኢሉ ብምትላል ንሳውዛምፕተን ዝፈረመ ተፃዋታይ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ብሓሶት መንነት ዝፍለጡ ተፃወትቲ ውሽጢ ዓሊ ዲያ እቲ ሓደ እዩ።
ደገፍቲ እንግሊዛዊ ክለብ ሳውዛምፕተን “ዓሊ ዲያ ሓሳዊ” ብምባል ይፅውዕዎ።
ዓሊ ዲያ ሓሳዊ ዘበሎ ጉዳይ ኣብ 1996 ዓ.ም.ፈ ዝተፈፀመ ኮይኑ፡ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ካብዝዝከሩ ዘሰንብዱ ፍፃመታት እቲ ሓደ እዩ።…
ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙም መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሰዓት 10፡00 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም።
ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ኣብ ልዕሊ ብሬንትፎርድ 3 ን 1 ተዓዊቱ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website…
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ቀዳማይ ሰሙን ሓዱሽ ዘበነ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክልተ ተነሓናሕቲ ጋንታታት ሰዓት 12፡30 ከራኽብ ኢዩ።
ካብ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ዝርሕቑ ዓመታት ዘቑፀሩ ማንቼስተር ዩናይትድን ኣርሰናልን ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ዘካይድዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ዝተገበረሉ ኮይኑ ኣሎ።…
ሎሚ ፕሪምየር ሊግ ኢንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ፈላማይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየድ እዩ።
ትማሊ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ፈላማይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ቀፂሉ ሰዓት 8 ን 30ን ኣስቶንቪላ ምስ ኒውካስትል ክጋጠማ እየን፡፡
ከምኡ እውን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብቲ ሊግ ድኹም ብንቅስቃሳት ዝነበራ ቶተንሃም 11 ሰዓት ሎሚ ናብታ ሊግ…
ካልቨርት ሊዊን ናብ ሊድስ ዩናይትድ ተፀምቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊድስ ዩናይትድ ንዶምኒክ ካልቨርት ሊዊን ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡
እንግሊዛዊ ተዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ካልቨርት ሊዊን ኣብ ሊድስ ዩናይትድ ንሰለስተ ዓመት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡
ወዲ 28 ዓመት ካልቨርት ሊዊን ኣብ ኤቨርተን ዘለዎ ውዕሊ ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዩ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ዝዓበየት ሓዳሽ ጋንታ ሊድስ ዩናይትድ ብናፃ…