ስፓርት
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እናተፈተነት ትርከብ ሪያል ማድሪድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓያል ጋንታ ስፔን ሪያል ማድሪድ ሻውድድር ምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ብሓዱሽ ኣቀራርባ ብመልክዕ ሊግ ምክያድ ካብ ዝጅምር ንደሓር ኣብቲ መድረኽ እናተፈተነት ትርከብ፡፡
ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 እቲ ውድድር ብሓዱሽ ኣቀራርባ ምክያድ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን ሪያል ማድሪድ ናብ 16 ንምፅምባር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምግባራ ይዝከር፡፡
ኣብቲ እዋን ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ገይራ ናብ 16 ዝተፀምበረት ሪያል ማድሪድ ኣብቲ መድረኽ ክትጓዓዝ ዝኸኣለት ክሳብ ርብዒ ፍፃመ ጥራሕ ከምዝነበረ ኣይርሳዕን፡፡…
Read More...
ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ፍልልይ ነጥቢ ንምስፋሕ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 26 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ምሸት ሰዓት 5 ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ክትገጥም እያ።
ክልቲኤን ጋንታታት ካብ ዘካየድዎ 5 ፀወታታት ኣርሰናል ኣብ ኣርባዕቲኦም ተዓዊታ ብሓደ ድማ ማዕረ ተፈላልያ።
ማንቼስተር ሲቲ ትማሊ ምሸት ንፉልሃም ብምስዓር ነቲ ፍልልይ ናብ ሰለስተ ነጥቢ…
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ 3 ንምፅባብ ትገብሮ ፀወታ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ናይ ፅዋዕ ተነሓናሕነታ ንምጥንኻር ክትፃወት ኢያ።
ብፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ሲቲ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4፡30 ምስ ፉልሃም ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ።
ሲቲ ኣሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ትገብሮ ፀወታ፤ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ኣደላላይ ነጥቢ ናብ…
ቶተንሃም ሆትስፐር ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሰሜን ለንደን ቶተንሃም ሆትስፐር ንኣሰልጣኒ ቶማስ ፍራንክ ኣሰናቢታ፡፡
ስንብት እቶም ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ኣብቲ ዓመተ ውድድር ምስ ዘመዝገበቶ ድኹም ውፅኢት ዝተተሓሓዘ ከምዝኾነ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ…
ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ ን5ይ ተኸታታሊ ዓወት ንምዕዋት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 26 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ 4 ፀወታታት ከካየድ እዩ።
ዌስትሃም ዩናይትድ ኣብ ሜድኣ ምሸት ሰዓት 5፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ።
ኣብቲ ሊግ ኣብ ዝሓለፈ 4 ተኸታታሊ ፀወታታት ዓወት ምምዝጋብ ዝኽኣለት ማንቼስተር ዩናይትድ ን5ይ ተኸታታሊ ዓወት ከተመዝግብ ናብ…
ኣብ ጀርመን ዝደመቐ ፈረንሳዊ ኮኸብ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመናዊት ሓያል ጋንታ ባየርን ሙኒክ እገናገበረቶ ኣብ ትርከብ ዕዉት ጉዕዞ ፈረንሳዊ ኮኸብ ማይክል ኦሊሴ ልዑል ግደ እናበርከተ ይርከብ፡፡
ሙኒክ ኣብ ቡንደስሊጋን ሻምፒየንስ ሊግን ጥራሕ ዘመዝገበቶም ሸቶታት ካብ 100 ዝሓለፉ እንትኾኑ፥ በዚ ድማ ካብ ሓሙሽቲአን ዓበይቲ ሊጋት ኣውሮፓ ልዑል ሸቶ ዘመዝገበት ጋንታ ኢያ፡፡…
ሃዲያ ሆሳእና ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ተስተኻኻሊ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዲያ ሆሳእና ንፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተዓወተትላ ሸቶ ሱራፌል ተመስገን ኣብ መበል 60 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ።
ዝሓለፉ 3 ፀወታታት ዓወት ስኢና ዝነበረት ጋንታ ሃዲያ…