Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበገሲን መብፅሒን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝገበረ መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ብውድድር ደቂ ተባዕትዮ ድማ ሌሊሳ ፉፋ ተዓዊቶም። ብውድድር ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ካብ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ብቀዳማይ እንትትዕወት፤ እቲ ውድድር ንምዝዛም 1 ሰዓትን 13 ደቒቓን 30 ሴኮንድን ወሲዱላ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣይናለም ደስታ 2ይ ደረጃ ሒዛ እንትትወፅእ፤ ብዙኣገር ኣደራ ካብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 3ይ ደረጃ ዛዚማ። ኣብ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ…
Read More...

ፍፃመ ፀወታ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ሎሚ ምሸት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ፖርቹጋል ምስ ስፔን ሎሚ ምሸት ዝገብርኦ ፍፃመ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሙኒክ ስቴድየም ኣሊያንዝ ኣሬና ዝካየድ እንትኸውን ክልቲአን ክለባት ብመንፅር ዘለዉወን ብሉፃት ተፃወትቲ ብተመልከቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ እዩ። ብወገን ፖርቹጋል ወዲ 40 ዓመት ክሪስትያኖ…

ራፊንሀ -ኣብ ላሊጋ ስፔን ኮኸብ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ካታላዊት ጋንታ ባርሴሎና ራፊንሃ ኮኾብ ተፃታይ ዓመተ ውድድር 2024/25 ላሊጋ ስፔን ብምባል ተመሪፁ፡፡ ራፊንሃ ኣብቲ ዓመተ ውድድር ንባርሴሎና 36 ፀወታታት ላሊጋ ብምግባር 18 ሸቶታት ኣመዝጊቡ ትሽዓተ ንሸቶ ዝኾና ኮዓሻሹ ኣመዓራሪዩ ከቐብል ክኢሉ፡፡ ባርሴሎና ኣብቲ ዝተዛዘመ ዓመተ ውድድር ብሃንሲ…

ኣርሰናል ውዕል ጋብሬል ማግሃሌስን ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ውዕሉ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ከምዘናውሐት ዕላዊ ገይራ። ብራዚላዊ ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ቅድሚ 5 ዓመት ካብ ሊል ናብ ኣርሰናል ምፅንባሩ ይዝከር። ማግሃሌስ ናብ ክለብ ካብ ዝፀንበር ግዘ ኣትሒዙ ንኣርሰናል 210 ፀወታታት ብምክያድ 20 ሽቶታት…

መቐለ 70 እንደርታ ን ሲዳማ ቡናን ስዒራ

ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 33 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ቤንጃሚን ኮቴ ንመቐለ 70 እንደርታ ሽቶ ዓወት ኣቑፂሩ፡፡ ከምኡ እውን ንግሆ ሰዓት 3 ኣብ ዝተኻየደ ፀዋታ ሃዋሳ ከተማ ንስሑል ሽረ 5 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት…

ኣዳማ ከተማ ንባህር ዳር ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ንባህር ዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ኣዳማ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ቢንያም ኣይተንን ሙሴ ኪሮስን ድሕሪ ዕረፍቲ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣዳማ ከተማ ተኸታታሊ ሳልሳይ ዓወታ እንትተዕውን÷ ባህር ዳር ከተማ ብኣንፃሩ ሰለስተ ተኸታተልቲ ስዕረት…

ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ወልቭስ ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ። እቲ ወዲ 26 ዓመት ኣብ ማንቼስተር ዩናይትድ ክሳብ 2030 ዘፅንሖ ውዕሊ ከምዝፈረመ ተገሊፁ። ዩናይትድ ንዝውውር እቲ 10 ቁፅሪ ማሊያ ዝኽደን ማቲውስ ኩንሃ፥ 62 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ንወልቭስ ከፊሉ።