Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ደርቢ ላንክሻየር – ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊቨርፑል

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድ ትራፎርድ ንሊቨርፑል እተተኣናግደሉ ደርቢ ላንክሻየር ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ቀትሪ ሰዓት 11፡30 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ብወገን ማንቼስተር ዩናይትድ ማቲያስ ዲላይት ብጉድኣት፤ ሊሳንድሮ ማርቲኔዝ ድማ ብቕፅዓት ምኽንያት ኣይስለፉን፡፡ ብጉድኣት እናተሓመሰት ትርከብ ሊቨርፑል ድማ ሞሓመድ ሳላህ፣ ኣሊሰን ቤከር፣ ኮኖር ብራድሌይ፣ ዋታሮ ኢንዶን ሁጎ ኤኪቲኬን ናብቲ ፀወታ ኣይበፅሑን፡፡ ማንቼስተር…
Read More...

መቐለ 70 እንደርታን ሃድያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታን ሃድያ ሆሳእናን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ናይ መቐለ 70 እንደርታ ሸቶ ኬኔዲ ገብረፃዲቅ እንተመዝግብ ንሃዲያ ሆሳእና ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ድማ ፀጋኣብ ግዛው ኣመዝጊቡዋ። መርሃ…

መቻል ኢትዮ ንኤሌክትሪክ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ኮሊንስ ኮፊ ኣመዝጊቡዋ፡፡ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትካየድ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 12 ኣዳማ ከተማ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ብሬንትፎርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንብሬንትፎርድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርካብ እናተናሓነሐት ትርከብ ማንቼስተር ዩናይትድ፤ ኣብቲ ሊግ ተኸታታሊ 2ይ ዓወታ ንምምዝጋብ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ፡፡ ኣብቲ ሊግ…

ቼልሲ ናብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ቼልሲ ንሊድስ ዩናይትድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ሓሊፋ፡፡ ሰዓት 11 ኣቭ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ቼልሲ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ውፅኢት ስዒቡ ቼልሲ ንፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ፡፡ ኣብ ፀወታ ፍጣመ ድማ…

ኢትዮጵያ ቡና ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ  ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዘካየደኦ ፀወታ ብዓወት ኢትዮጵያ ቡና ተዛዚሙ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ቡና ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ስዒራ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኦካይ…

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን ለንደን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትፅቢት ኣብ ዝተገበረሉ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ። ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 41 ሰከንድን ብምእታው ውድድራ ብፀብለልታ ዛዚማ።