ስፓርት
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ እግሪ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንኣትሌቲክ ቢልባኦ ክተተኣናግድ ኢያ።
ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ስፔን ኣምሪሓ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ምስዓራ ይዝከር።
ብኻሊእ መዳይ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ ሊገን ዝገበረኦ ፀወታ ኣይተዓወታን።
ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይትድ ሩበን ኣሞሪም ቅድሚ ፀወታ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፤ “ኣብ ታሪኽ ከቢድ ኣብ ዝኾነና ዓመት ፅዋዕ ዩሮፓ ሊግ…
Read More...
ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡
ወላይታ ድቻ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሙሉቀን ኣዲሱን ካርሎስ ዳምጠውን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊ ሸቶ ኣርባምንጭ ከተማ ድማ ኣህመድ ሁሴን ኣመዝጊቡዋ፡፡
ወላይታ ድቻ ድሕሪ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ናብ…
ተረፍ ፀወታታት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳን ሰዓትን ለውጢ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናወቕዐ ብዝርከብ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተረፍ ፀወታታት ለውጢ መፃወቲ ሜዳን ሰዓትን ከምዝተገበረ ኮሚቴ ውድድርን ስነ ስርዓትን ኣፍሊጡ።
እቶም ፀዋታታት ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ንምክያድ መርሃ ግብሪ ዝወፅአ ይኹን እምበር እናወቕዐ ብዝሎ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት…
ፒኤስጂ ወይስ ኣርሰናል? ኣብ ሙኒክ ንዝካየድ ፍፃመ ….
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ መልሲ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፒኤስጂ ኣብ ሜዳኣ ፓርክ ደ ፕሪንስ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ንኣርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ።
ናይ ሎሚ መዓልቲ ተናሓናሕቲ ፍርቂ ፍፃመ ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ተዓዊተን ኣይፈልጣን።
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ኤሚሬትስ ኣብ ዝገበረኦ ቀዳማይ እግሪ…
ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር ሰንበት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር 3 ግኔቦት 2017 ዓ.ም ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ዩዳሔ ኣርአያስላሴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፋይዳ መለለዪ መንነት ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ናይ ባዕሉ ግደ ይዋፃእ…
ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ።
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊ ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣማኑኤል ኤርቦ ኣመዝጊቡዋ፡፡
መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል ቀትሪ ሰዓት 9 ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ…
ኢንተር ሚላን ዶ ባርሴሎና…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኢንተር ሚላን ምስ ባርሴሎና ሎሚ ምሸት ኣብ ሳንሴሮ ክራኸባ ኢየን።
ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 3 ማዕረ ዝተፈላለያ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ሎሚ መዓክቲ ብርቱዕ ንሕንኽ ክገብራ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ኣብ ውሽጢ "50 ዓመት ሓደ ግዘ ጥራሕ ዝፍጠር…