Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ማንችስተር ዩናይትድ ሉዊስ ናኒ ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ማንችስተር ዩናይትድን ብሄራዊ ጋንታ ፖርቺጋልን ሉዊስ ናኒ ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ብኽብሪ ጋሻ ንምርካብ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፅእ ቦርድ እቲ ጋንታ ኣፍሊጡ። ናኒ ዘጣየሾ ኣካዳሚ ስፖርት ምስ መቻል ስምምዕነት ምትሕብባር ከመዝኽትም እውን ተገሊፁ። ቦርድ ጋንታ ስፖርት መቻል ምድላው መበል 80 ዓመት ምስረታ ጋንትኡ ጠሚቱ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። ኣብቲ መግለፂ ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ማንችስተር ዩናይትድን ብሄራዊ ጋንታ ፖርቺጋልን ሉዊስ ናኒ ኣብ…
Read More...

ድልድል ምድብ 16 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ድልድል ምድብ 16 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣሰናዳኢት ጀርመን ምዴንማርክ፣ ስዊዘርላንድ ምስ ጣሊያን፣ እንግሊዝ ምስ ስሎቫኪያ፣ ስፔን ምስ ጆርጂያ ተደልዲለን። ብተመሳሳሊ ፈረንሳይ ምስ ቤልጂየም፣ ፖርቹጋል ምስ ስሎቪኒያ፣ ሮማኒያ ምስ ኔዘርላንድስ፣ ኦስትሪያ ምስ ቱርክ ኣብ…

ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትር መሕንኩሎ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣለምናት ዋለ ካልኣይ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፈት ኣትሌት መሰረት የሻነህ ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ፡፡ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ትፅቢት ዝግበራሎም መዛዘሚ ውድድራት መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ…

ምክትል ኣሰልጣኒኣ ብዝተቐፅዑዎ ቢጫ ካርድ ምኽንያት ካብ ምድባ 2ይ ደረጃ ዝሰኣነት ሃገራዊት ጋንታ ስሎቬኒያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ጀርመን እናተኻየደ ዝርከብ 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሃገራውያን ጋንታታት ዴንማርክን ስሎቪኒያ ተመሳሳሊ ነጥቢ ሪከርድታትን እናሃለዉወን ደረጃ ዝተፈላለያሉ መገዲ ንማሕበረሰብ ኩዕሾ እግሪ ዓለም ዘገርም ኮይኑ ኣሎ፡፡ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝተደልደላ ክልቲአን ሃገራት ሰለስተ ፀወታታት ገይረን ኣብ ሰለስቲኦም ፀወታታት ማዕረ…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብ መበል 17 ውድድር ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናይ መወዳእታ ወሰንቲ ፀወታታት ምድብ 5 ን 6 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክግበሩ ኢዮም። በዚ ድማ ቤልጂየም ምስ ዩክሬን ከምኡ እውን ፖርቹጋል ምስ ጆርጂያ ዝግረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ኣብ…

ኣብ ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 23 ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ። ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ዝተኻየደ ውድድር ስጉሚ 20 ኪሎ ሜትሮ÷ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬን ምስጋና ዋቁማ ብዓወት ዛዚሞም። ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ውድድር…

ፈረንሳይ፣ እንግሊዝን ኔዘርላንድስን ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላን ንምፅምባር ሓያል ንሕንሕ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ -ግብሪታት መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅምባር ብርቱዕ ንሕንሕ ዝፅበየን ሃገራዊ ጋንታታት ክፃወታ ኢየን፡፡ ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፈረንሳይን ፖላንድን ከምኡ እውን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ምስ ኦስትሪያ ክገጥማ ኢየን፡፡…