ስፓርት
ሉዊስ ናኒን ንዋንኩ ካኑን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ፖርቹጋላዊ ሉዊስ ናኒን ናይጄሪያዊ ንዋንኩ ካኑን ሎሚ ንጎሆ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ክልቲኦም ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ፥ ኣብ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ መቻል ንምስታፍ ዓሊሙ ብመሰረት ዝተገበረሎም እንግዶት ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ፣ ኣካቢ ቦርድ ጋንታ ስፖርት መቻል ሰይፈ ጌታሁን (ዶ/ር)ን ዳይሬክተር ስራሕቲ ሚዲያ ምክልኻል ሃገር ብ/ጄ ኩማ ሚደቅሳን ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ኣብ ሰራዊት ምክልኻል…
Read More...
ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ ምሸት ክፍለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ስፔን ኣብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዝጋጠም ብሄራዊ ጋንታ ሎሚ እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ኣብ ዝገብርኡ ፀወታ ክፍለጥ ኢዩ።
እንግሊዝን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ)ን ፀወታ ፈርቂ ፍፃመ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ስታዲየም ሲግናል ኢዱና ፓርክ ከካይዳ ኢየን።
ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ፥…
ስፔንን ፈረንሳይን ሎሚ መዓልቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መን ሓለፈ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ፀወታ ናብ ፍርቂ ፍፃመ መንሓለፈ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ።
ኣብቲ ሰዓት 4 ምሸት ዝካየድ ፀወታ፥ ስፔንን ፈረንሳይን ክጋጠማ ኢየን።
እተን ሃገራት፥ 75 ሺሕን 24 ተዓዛቢ ኣብ ዘተኣናግድ ስታዲየም ኣሊያንዝ ኣሬና ኢየን ፀወተአን ከካይዳ።
ልዑል ንሕንሕ ኣብ ዝተርኣየሉ ፀወታ ናብ ርብዒ…
ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ሰዓት 9:00 ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ሰሙን እቲ ሊግ÷ ኣዳነ በላይነህ ብዘመዝገባ ሸቶ ወልቂጤ ከተማ ሰለስተ ነጥቢ ሒሒ ወፂኣ።
ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ተፈልዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ፡-
ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፤ ኣትሌት ፅጌ ድጉማ፣ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ፣ ኣትሌት ወርቅነሽ መለሰ፣ ኣትሌት ንግስት ጌታቸው (ተጠባባቒት)
ብ1…
ንጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንኢትዮጵያ ቡና 2 ን 1 ስዒራ፡፡
ኢትዮጵያ ቡና ብኣንተነህ ተፈራ ሸቶ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር÷ የኋላእሸት ሰለሞን ንሃዲያ ሆሳእና ብዘቑፀረኦም ክልተ ሸቶታት ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡
ቅድም ኢሉ ኣብ ዝተኻየደ መበል 30 ሰሙን መርሃ-ግብሪ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ንጋንታ ወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ።
ሃዋሳ ከተማ ዘተዓወተትለን ሸቶት ዓሊ ሱሌማን ኣብ መበል 3ደቒቕን 48 ደቒቕን ኣመዝጊቡወን፡፡
መበል 30 ናይ መወዳእታ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል÷ ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ጋንታታት ሃድያ…