Fana: At a Speed of Life!

ሕፁያት ዝበለፁ ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሕፁያት ዝበለፁ ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡

በዚ ድማ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ሰለስተ ተፃወትቲ ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ብምምራፅ ቀዳመይቲ እንትትከውን÷ ሓላዊ ልዳት ዴቪድ ራያ፣ ጋብሬል ማጋሌሽን ዴክላን ራይስን ተኻቶም፡፡

ማንቼስተር ሲቲ ድማ ኤርሊንግ ብራውት ሀላንድን ኣንቷን ሴሜኒዮን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ክተካትት ክኢላ፡፡

ካብ ማንቼስተር ዩናይትድ ብሩኖ ፈርናዴዝ፣ ኢጎር ቲያጎ ካብ ብሬንትፎርድን ሞርጋን ጊብስ ዋይት ካብ ኖቲንግሃም ፎረስትን ሕፁያት ኮይኖም ካብ ሞንጎ ዝቐረቡ ተፃወትቲ ይርከቡዎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.