ሕፁያት ዝበለፁ ኣሰልጠንቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕፁያት ዝበለፁ ኣሰልጠንቲ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዕላዊ ኮይኖም፡፡
በዚ ድማ ኣሰልጣኒ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ፣ ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ሲቲ ፔፕ ጓርዲዮላን ኣሰልጣኒ ጋንታ ማቼስተር ዩናይትድ ማይክል ካሪክን ኣብቶም ሕፁያት ተኻቲቶም፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ኣሰልጣኒ ጋንታ ብሬንትፎርድ ኣንድሪውስ፣ ኣሰልጣኒ ጋንታ ቦርንማውዝ ኣንዶኒ ኢራኦላን ኣሰልጣኒ ጋንታ ሰንደርላንድ ሊ ብሪስን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ተኻቶም፡፡