Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

መሱት ኦዚል ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊ ፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል መሱት ኦዚል ኣብ 34 ዓመቱ ካብ ኩዕሾ እግሪ ንባዕሉ ኣግሊሉ፡፡ ኣብ ጀርመናውያን ጋንታታት ሻልከ 04ን ዌርደር ብሬመን እናተፃወተ ዝነበረ ኦዚል፥ ኣብ 2010 ደቡብ ኣፍሪካ ዝተኻየደ ፅዋዕ የዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ብዘርአዮ ዝነኣድ ብቕዓት ናብ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ክፅምበር ክኢሉ፡፡ ኣብ ሳንቲያጎ ቤርናባው ምስ ሪያል ማድሪድ ፅዋዕ ላሊጋ ክዕወት ዝኸኣለ እንትኸውን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2013 ክብረ ወሰን እታ ጋንታ ብዝኾነ ዋጋ ናብ…
Read More...

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ ንትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ መዘናኣ ንእትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ኣብ ዝካየድ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምስታፍ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታኣ 15ን 18 መጋቢት 2015 ዓ.ም ኣብ ሞሮኮ ክትገብር ኢያ። ኣሰልጣኒ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ፀወታ መለክዒ ቁመና ንሩዋንዳ 1ን0 ስዒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ መለክዒ ቁመና ንሩዋንዳ 1ን0 ስዒራታ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ጊኒ ንትገብሮ ፀወታ መለክዒ ቁመና ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣካይዳ፡፡ በቲ ፀወታ ድማ ኢትዮጵያ…

ኣብ ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዝተኻየደ መበል 77 ውድድር ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ዘሎ ደረጃ ብመሓዝ ነቲ ርሕቐት ዛዚሞም፡፡ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 26 ሴኮንድ ብምእታው ቀዳማይ እንትኸውን፥ ኣትሌት ሺፈራው ታምሩን ኣትሌት…

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሲቪያ ጁቬንቱስ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ባየር ሌቨርኩዘን ምስ ዩኒዮ ኤስዤ ፌይኖርድ ምስ ሮማ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካብ ፀወታ ጁቬንቱስን ስፖርቲንግን ሊዝበንን ዝተዓወተት፤ ኣብ ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድን ሲቪያን ምስ ዝተዓወተት ጋንታ ክጋጠማ ኢየን። ተዓዋቲት ፀወታ…

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ሪያል ማድሪድ ምስ ቼልሲ ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ባየርን ሙኒክ ኤሲ ሚላን ምስ ናፖሊ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ድማ ካብ ፀወታ ሪያል ማድሪድን ቼልሲን ዝተዓወተት ካብ ፀወታ…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ምስ ጊኒ ንዝገብሩዎ ፀወታ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብመሰረት እዚ ሓለውቲ ልዳት፥ ፋሲል ገብረ ሚካኤል ካብ ጋንታ ባህርዳር ከነማ፣ ሰዒድ ሃብታሙ ካብ ጋንታ ኣዳማ ከነማን ኣቡበከር ኑራ ካብ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን፡፡ ኣብ ክፍሊ ምክልኻል፥ ረመዳን…