ስፓርት
ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ።
ብመሰረት እዚ ኣውስትራሊያ ካብቲ ምድብ ናብ ቀፃሊ ዞር ናይ ምሕላፍ ተስፋኣ ክብ ክብል ገይራ ኣላ።
ብሕታዊት ሸቶ ኣውስትራሊያ ሚቸል ዱክ ኣብ መበል 23 ደቒቓ ኣቑፂሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና…
Read More...
ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራውያን ጋንታት ኳርን ሴኔጋልን ዝተራኸባ እንትኾና÷ ኣሰናዳኢት ሃገር ስዕረት ኣተኣናጊዳ።
ኣብ ኳታር ስታዲየም ኣልቱማም ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቡሊያን ዲያ፣ ፋሙራ ዴዴሁን ባባ ዲየንግን ናይ ሴነጋል…
ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ።
ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም÷ ዌልስን ኢራንን ዝተራኸባ እንትኾና ኢራን ተዓዊታ ክተወፅእ ክኢላ።
ሮዝቤህ ቼስሚንን ራሚን ረዛይን ኣብ መዛዘሚ እቲ ፀወታ ብዘመዝገቡወን ክልተ ሽቶታት ኢራን ተዓዊታ ክትወፅእ ክኢላ።
ኣብቲ ፀወታ…
ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ምድብ ሸውዓተ÷ ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ።
ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ቀዳማይ ፍርቂ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ይዛዝማ እምበር÷ ድሕሪ ዕረፍቲ ሪቻልሰን ብዘመዝገበን 2 ሽቶታት ብራዚል ተዓዋቲት ገይረንኣ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኡራጋይን ደቡብ ኮሪያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጋይን ደቡብ ኮሪያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን።
ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ።
መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ስዊዘርላንድ ኣብ ልዕሊ ካሜሮን 1 ን0 ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ሰዓት 7 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ዋንጫ ዓለም ስዊዘርላንድ ኣብ ልዕሊ ካሜሮን 1 ን0 ተዓዊታ።
ብሪል ኤምቦሎ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ስዊዘርላንድ እቲ ፀወታ ክትስዕር ክኢላ ኣላ።
ብትውልዱ ካሜሮናዊ ብዜግነቱ ስዊዘርላንዳዊ ዝኾነ ብሪል ኢምቦሎ፥ ኣብ ልዕሊ ካሜሮን ብዘቑፀሮ ሸቶ ታሕጓሱ ኣይገለፀን።
እቲ ተፃዋታይ ካብ…
ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ
ሰዓት 7 ካሜሮን ምስ ሰስዊዘርላንድ
ሰዓት 1 ፖርቱጋል ምስ ጋና
ሰዓት 10 ኡራጋይ ምስ ደቡብ ኮሪያ
ሰዓት 4 ብራዚል ምስ ሰርቢያ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።
ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታታት፥ ሞሮኮ ምስ…