ስፓርት
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን 3 ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን ሰለስተ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ካሜሩንን ኣብ ዘካየደኦ ካልኣይ ዙር ፀወተአን ካሜሩን ብ ሰርቢያ ተበሊፃ 3 ን 1 ተመሪሓ ዝነበረት ትኁን እምበር÷ ብክልተ ሸቶታት ቪንሰንት ኣቡበከርን ቺፖ ሞቲንግን ተሓጊዛ ማዕረ ክትከውን ክኢላ።
ናይ ካሜሩን ሸቶታት ጄን ካሴሌቶ፣ ቪንሰንት አቡበከርን ቺፖ ሞቲንግን እንተመዝግቡ÷ ሸቶታት ሰርቢያ ድማ ስትራኒያ ፓቭሎቪች፣ ሳቪችን ኣሌክሳንደር ሚትሮቪች ኣመዝጊቦምወን፡፡
ፀወታ ቅድሚ…
Read More...
ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ካብ ዘለዋ ሃገራት ካሜሮን ምስ ሰርቢያ ሰዓት ሸውዓተ ወተአን ከካይዳ ኢየን።
ብራዚልን ስዊዘርላንድን ድማ ሰዓት 1 ምሸት ክፃወታ ኢየን።
ኣብ ምድብ ሸሞንተ፥ ጋናን ደቡብ ኮሪያን ሰዓት…
ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።
ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታት ቤልጂየምን ሞሮኮን ተራኺበን ሞሮኮ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምዕዋት መሪሕ እቲ ምድብ ክትከውን ክኢላ።
ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ክሮሽያን ካናዳን ምሽት ሰዓት ሓደ ፀወተአን ከካይዳ…
ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ስዑዲ ዓረብ ብፖላንድ 2 ን0 ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ፖላንድ ንስዑዲ ዓረብ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና…
ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ።
ብመሰረት እዚ ኣውስትራሊያ ካብቲ ምድብ ናብ ቀፃሊ ዞር ናይ ምሕላፍ ተስፋኣ ክብ ክብል ገይራ ኣላ።
ብሕታዊት ሸቶ ኣውስትራሊያ ሚቸል ዱክ ኣብ መበል 23 ደቒቓ ኣቑፂሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራውያን ጋንታት ኳርን ሴኔጋልን ዝተራኸባ እንትኾና÷ ኣሰናዳኢት ሃገር ስዕረት ኣተኣናጊዳ።
ኣብ ኳታር ስታዲየም ኣልቱማም ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቡሊያን ዲያ፣ ፋሙራ ዴዴሁን ባባ ዲየንግን ናይ ሴነጋል…
ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ።
ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም÷ ዌልስን ኢራንን ዝተራኸባ እንትኾና ኢራን ተዓዊታ ክተወፅእ ክኢላ።
ሮዝቤህ ቼስሚንን ራሚን ረዛይን ኣብ መዛዘሚ እቲ ፀወታ ብዘመዝገቡወን ክልተ ሽቶታት ኢራን ተዓዊታ ክትወፅእ ክኢላ።
ኣብቲ ፀወታ…