ስፓርት
ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ኑጉሆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እነትበፅሕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC…
Read More...
ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ።
ብተመሳሳሊ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ መበል ዓስራይ ብምዃን ውድድሩ ዛዚሙ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ።
ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ ብ3 ደቒቓን 57 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ጊዘ ካልአይቲ ኮይና ብምእታው ናብ ፍፃመ ከምዝሓለፈት ካብ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብቲ…
ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሎም ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን ኢትዮጵያውያን ክሳተፉ ኢዮም።
ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1500 ሜትሮ መፃረዪ ንፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፋ ፍሬወይኒ ሃይሉን ለምለም ሃይሉን ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ክወዳራ ኢየን።
ብተወሳኺ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ 3000 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ…
ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ።
ብመሰረት እዚ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኮይና።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ።
ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ብ13፡31.13 በዝኾነ ሰዓት ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ኢዩ ውድድሩ ዛዚሙ።
ብመሰረት እዚ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ንፍፃመ ምሕላፉ ካብ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ክልተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታደሰ ለሚን ሳሙኤል ኣባተን ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም።
ካብ ምድብ ክልተ ኣትሌት ሳሙኤል ኣባተ ብ3፡41.63 ሓምሻይ ደረጃ በምሓዝ ውድድሩ እንትዛዝም፥ ካብ ምድብ ሰለስተ ኣትሌት ታደሰ ለሚ ብ3፡36.26 ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድር ፈርቂ ፍፃመ ምሕላፎም ካብ …