ስፓርት
ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ንካልኣይ ግዘ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 06 ደቒቓን 44 ሴኮንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ዛዚማቶ።
ኣትሌት ጎይተይቶም ገብረስላሴ ድማ 1 ሰዓት 06 ደቒቓን 45 ሴኮንድን ብምእታው ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ከምዝዛዘመት ካብ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
Read More...
ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ስዒራ ስዒራ።
ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ፍቓዱ ኣለሙ ኣብ መበል 75 ደቒቅ እታ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ፋሲል ሎሚ መዓልቲ ምስዓሮም ስዒቡ ነጥባ ናብ 40 ክብ ብምባል 2ይ ደረጃኣ ሓሊያ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ኣብ ባርሴሎና ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ንምውፃእ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባርሴሎና ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ንምውፃእ ተዓዊቶም።
ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ይሁንልኝ ኣዳነ 2 ሰዓት 5 ደቂቃን 52 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ ከምዝወፅ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ፡፡
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣…
ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ትሳተፍ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ኢትዮጵያ ሆቴል ተረኺበን ኣፋኒየን፡፡…
ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ።
እቲ ፅዋዕ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፅእ ተፈሊጡ።
ፅዋዕ ዓለም ንምረኢት ካብ ሞንጎ ዝቐርበለን ሃገራት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢያ።
ምስቲ ፅዋዕ ዓለም ድማ ፈረንሳዊ ነበር ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ዴቪድ ትሪዝጌ ሓቢሩ ከምዝመፅ እውን ተፈሊጡ።…
3ይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ።
እቲ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ፥ ትማሊ ምሸት ፋሲል ከነማ ንወላይታ ዲቻ 3 ን 1 ኣብ ዝረትዐትሉ ፀወታ ኢዩ ፍፃምኡ ረኺቡ፡፡
ኣብ ሳልሳይ ዙር ብሓፈሻ 48 ፀወታታት ኣብ ከተማ ኣዳማ ተኻይዶም 110 ሽቶታት ዝተመዝገቡ…
ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ኩባንያ 'adizero' ብዝብል ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።
ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ 14 ደቂቃ 37 ሰከንድ 2 ማይክሮ ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣትሌት መዲና ኢሳ…