ስፓርት
ቼልሲን በርንሌይን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መብ 27 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲን በርንሌይን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ናይ ቼልሲ ሸቶ ጇኦ ፔድሮ ቅድሚ ዕረፍቲ እንተመዝግባ፤ ፍሌሚንግ ድማ ንበርንሌይ ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ኣብ ካሊእ ፀወታታት እቲ ሊግ ብራይተን ንብሬንትፎርድ 2 ን 0 እንትትስዕር፤ ኣስቶንቪላ ምስ ሊድስ ዩናይትድ ሓደ ማዕረ ተፈላሊያ፡፡
ፀወታታት እቲ ሊግ እትቕፅሉ ምሸት ሰዓት 2፡30 ዌስትሃም ዩናይትድ ምስ ቦርንማውዝ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 5 ማንቼስተር…
Read More...
ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ናብ ስታዲየም ሞልኒው ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ክትፃወት ኢያ፡፡
መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ሓደጋ ምውራድ ምስ ትርከብ ወልቭስ ኣብ ትገብሮ ፀወታ፤ ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምስፋሕ ኣቐዲማ ገዛ ዕዮኣ ክትዋፃእ ትፅቢት…
ኣርባዕተ ፀወታታት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኤውሮፓ 16 ንምፅንባር ዝካየድ ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ ክካየድ እዩ።
ምሸት ሰዓት 5 ፖርቹጋላዊ ክለብ ቤንፊካ ኣብ ሜድኡ ንሪያል ማድሪድ ኣብ ስታድዮ ዳ ሉዛ ከተአንግድ እያ።
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መርሃ ግብሪ ውድድር ዓመት ሻምናይ ሰሙን ተራኺበን ቤኔፊካ 4 ብ 2…
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እናተፈተነት ትርከብ ሪያል ማድሪድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓያል ጋንታ ስፔን ሪያል ማድሪድ ሻውድድር ምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ብሓዱሽ ኣቀራርባ ብመልክዕ ሊግ ምክያድ ካብ ዝጅምር ንደሓር ኣብቲ መድረኽ እናተፈተነት ትርከብ፡፡
ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 እቲ ውድድር ብሓዱሽ ኣቀራርባ ምክያድ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን ሪያል ማድሪድ ናብ 16 ንምፅምባር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምግባራ…
ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ፍልልይ ነጥቢ ንምስፋሕ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 26 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ምሸት ሰዓት 5 ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ክትገጥም እያ።
ክልቲኤን ጋንታታት ካብ ዘካየድዎ 5 ፀወታታት ኣርሰናል ኣብ ኣርባዕቲኦም ተዓዊታ ብሓደ ድማ ማዕረ ተፈላልያ።
ማንቼስተር ሲቲ ትማሊ ምሸት ንፉልሃም ብምስዓር ነቲ ፍልልይ ናብ ሰለስተ ነጥቢ…
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ 3 ንምፅባብ ትገብሮ ፀወታ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ናይ ፅዋዕ ተነሓናሕነታ ንምጥንኻር ክትፃወት ኢያ።
ብፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ሲቲ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4፡30 ምስ ፉልሃም ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ።
ሲቲ ኣሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ትገብሮ ፀወታ፤ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ኣደላላይ ነጥቢ ናብ…
ቶተንሃም ሆትስፐር ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሰሜን ለንደን ቶተንሃም ሆትስፐር ንኣሰልጣኒ ቶማስ ፍራንክ ኣሰናቢታ፡፡
ስንብት እቶም ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ኣብቲ ዓመተ ውድድር ምስ ዘመዝገበቶ ድኹም ውፅኢት ዝተተሓሓዘ ከምዝኾነ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ…