Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ማንቼስተር ሲቲ ንዶናሩማ ኣፈሪማቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ 30 ሚሊን ዩሮ ወፃኢ ብምግባር ንጣሊያናዊ ሓላዊ ሽቶ ጂያንሉጂ ዶናሩማ ካብ ፒኤስጂ ምፋራማ ዕላዊ ገይራ። ዶናሩማ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሕ ኪንትራት ተፈራሪሙ፡፡ እዚ ሓላዊ ሽቶ ኣብ ፒኤስጂ 2024/25 ዓመት ውድድር ንፈለማ እዋን ኣብ ሻምፕዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ፅዋዕ እንተዕውት ልዑል ግደ ምብርካቱ ኣይርሳዕን፡፡ ማንቼስተር ሲቲ ንቁፅሪ ሓደ ሓላዊ ሽቶ ኤደርሰን ሞራይስ ናብ ቱርካዊት ክለብ ፌነርባቼ ኣሕሊፋ ማሃባ…
Read More...

ድሕሪ ክልተ ናይ ሊግ ፀወታ ዝተባረረ ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ባየር ሊቨርኩሰን ንኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣሰናቢታቶም፡፡ እቶም ኣሰልጣኒ ካብ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ተሰናበቱ ብዘይ ጋንታ ዝፀንሑ እንትኾኑ፥ ኣብዚ ክረምት ንስፔናዊ ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ብምትካእ ንባየር ሊቨርኩሰን ምርካቦም ይዝከር፡፡ ሊቨርኩሰን ኣብ ቡንደስሊጋ ኣብ ዝገበረቶም ክልተ ፀወታታት ሓደ…

ሎሚ መዓልቲ ዝተገበሩ ዝውውራት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲ መስኮት ዝውውር እዚ ክረምቲ ብዙሓት ተፃወትቲ ናብ ዝፈላለያ ጋንታታት እናተዘዋወሩ ይርከቡ፡፡ ሊቨርፑል ናይታ ጋንታን ፕሪሚዬር ሊግን ክበረወሰን 130 ሚሊየን ፓውንድ ብዝኾነ ሒሳብ ዝውውር ንኣሌክሳንደር ኢሳክን ካብ ኒውካስል ዩናይትድ ንምፍራም ተስማዕሚዓ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ሎሚ ሕክምና…

ማንቸስተር ሲቲ ተኸታታሊ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 3ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ብብራይተን 2 ን 1 ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ብራይተን ንኽትዕወት ነበር ተፃዋታይ ማንቸስተር ሲቲ ጀምስ ሚልነር ብፍፁም ቅላዕን ግሩዳን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ ማንቸስተር ሲቲ ድማ ኤርሊንግ ብራውት ሃላንድ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ማንቸስተር…

ጆዜ ሞሪኒሆ ምስ ፌነርባቼ ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ምስ ፌነርባቼ ከምዝተሰናበቱ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ፡፡ ቱርካዊት ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ከምዝሓበረቶ÷ እቲ ውሳነ ዝተመሓላለፈ ፌነርባቼ ረቡዕ ምሸት ብቤኔፊካ ተሳዒራ ካብ ሻምፒዮንስ ሊግ ወፃእ ምዃና ሽዒቡ ኢዩ፡፡ ጆዜ ሞሪኒሆ ልዕሊ ሓደ ዓመት ንጋንታ ፌነርባቼ ብዋና ኣሰልጣናይነት ዝመርሑ ይኹኑ…

ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ዋልያታት ሽመልስ በቀለ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ካብ ዝተርኣዩን ናይ ባዕሎም ኣሰር ከንብሩ ዝኸኣሉን ተፃወትቲ ሓደ ዝኾነ ነበረ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሽመልስ በቀለ ኢዩ፡፡ ናይ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ ኣብ ሃዋሳ ኮረም ሜዳ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ብብርኪ ጋንታ ካብ ሃገር ብምውፃእ እውን ተፃዊቱ ኢዩ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ…

ኤቨርተን ንብራይተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18  ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኤቨርተን ንብራይተን 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ኤቨርተን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኒዲያዬን ጋርነርን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኤቨርተን ፈላማይ ዕላዊ ናይ ፕሪሚየር ሊግ ፀወታኣ ኣብ ሓዱሽ ስታዲየም ሂል ዲኪንሰን ገይራ ሰለስተ ነጥቢ አዕዊታ፡፡ ብራይተን…