Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሊቨርፑል ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዘይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ንሕንሕ ፅዋዕ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ እዮም፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምሸት ሰዓት 5:15 ኣብ ቀፃሊ ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ንእትነሓናሕ ኒውካስል ዩናይትድ ኣብ አንፊልድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ምሸት ሰዓት 4:30 ኣብ ካልኣይ ብርኪ ሰንጠረዥ ትርከብ ኣርሰናል ምስ ትርከብ ኖቲንግሃም ፎረስት ካብ ሜዳ ወፃኢ ዘካይደኦ ፀወታ ትፅቢት ዝግበር እዩ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ታውን፣…
Read More...

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ ምሰት 5፡15 ቼልሲ ምሽ ሳውዝሃምፕተን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4፡30 ተመሳሳሊ ሰዓት ካልኦት ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፤ ብራይተን ምስ በርንማውዝ፣ ክሪስታል ፓላስ ምስ ኣስቶን ቪላ ከምኡ እውን ወልቭስ…

ኣብ ማራቶን ኦሳካ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ኦሳካ ኣብ ዝተካየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ይሁንልኝ ኣዳነ ናይቲ ቦታ ሰዓት ብምምምሕያሽ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። ኣትሌት ይሁንልኝ ኣብቲ ውድድር 4 ሰዓት 5 ደቒቕን 37 ማይክሮ ሰከንድ ብምእታው…

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ውድድር ማራቶን ሲቪያ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ሲቪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ሰለሞን 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 14 ሰከንድን ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት አብ ውድድር ማራቶን ንፈለማ እዋን ከምዝተሳተፈ ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣቲሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኤቨርተን ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ ሰዓት 9፡30 ክጋጠማ ኢየን። ኢፕስዊች ታውን ምስ ቶተንሃም፣ ፉልሃም ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ቦርንማውዝ ምስ ወልቭስ ከምኡውን ሳውዛምፕተን ምስ ብራይተን…

ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ናዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ አርሰናል ምስ ፒ ኤስ ቪ አይንድሆቨን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ፒ ኤስ ጂ ተደልዲለን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ክለብ ብሩገ ምስ አስቶንቪላ፣ ባየር ሙኒክ ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ አትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሪያል ማድሪድ፣…

ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም።   ንሊቨርፑል ሞ ሳላህን ሚንግስ ናብ ዓርሱን ሽቶታት እንተቑፅሩ፥ ዮሪ ቴሊማንስን ኦሌ ዋትኪንስን ንኣስቶንቪላ ሽቶታት ዘቑፀሩ ተፃወትቲ ኢዮም።   ሊቨርፑል ነጥቢ ምድርባዬም ሲዒቡ ብ61…