Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ ን5ይ ተኸታታሊ ዓወት ንምዕዋት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 26 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ 4 ፀወታታት ከካየድ እዩ። ዌስትሃም ዩናይትድ ኣብ ሜድኣ ምሸት ሰዓት 5፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ። ኣብቲ ሊግ ኣብ ዝሓለፈ 4 ተኸታታሊ ፀወታታት ዓወት ምምዝጋብ ዝኽኣለት ማንቼስተር ዩናይትድ ን5ይ ተኸታታሊ ዓወት ከተመዝግብ ናብ ሜዳ ክትኣቱ እያ። ኣብ ዞባ ምውራድ ትርከብ ዌስትሃም ዩናይትድ ንኻልኣይ ተኸታታሊ ፀወታኣ ክትዕወት ክትቃለስ እያ። ቅድሚ እዚ ፀወታ ቸልሲ ምስ ሊድስ…
Read More...

ኣብ ጀርመን ዝደመቐ ፈረንሳዊ ኮኸብ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመናዊት ሓያል ጋንታ ባየርን ሙኒክ እገናገበረቶ ኣብ ትርከብ ዕዉት ጉዕዞ ፈረንሳዊ ኮኸብ ማይክል ኦሊሴ ልዑል ግደ እናበርከተ ይርከብ፡፡ ሙኒክ ኣብ ቡንደስሊጋን ሻምፒየንስ ሊግን ጥራሕ ዘመዝገበቶም ሸቶታት ካብ 100 ዝሓለፉ እንትኾኑ፥ በዚ ድማ ካብ ሓሙሽቲአን ዓበይቲ ሊጋት ኣውሮፓ ልዑል ሸቶ ዘመዝገበት ጋንታ ኢያ፡፡…

ሃዲያ ሆሳእና ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ተስተኻኻሊ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዲያ ሆሳእና ንፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተዓወተትላ ሸቶ ሱራፌል ተመስገን ኣብ መበል 60 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ። ዝሓለፉ 3 ፀወታታት ዓወት ስኢና ዝነበረት ጋንታ ሃዲያ…

ፋሲል ከነማ መራሒ ሊግ ንምዃን ዝገብሮ ዘሎ ውድድር

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 16 ሰሙን ናይ ሲቢኢ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ምስ ሃድያ ሆሳእና ክትጋጠም እያ። ፋሲል ከነማ ናይ ሎሚ ፀወታ እንተድኣ ተዓዊታ ነጥባ ናብ 36 ብምዕባይ ነቲ ሊግ ክመርሕ ክጅምር ኢያ። ኣብ ዝሓለፉ 3 ግጥማት ክዕወት ዘይከኣለ ሃድያ ሆሳና እንተድኣ ተዓዊታ ነቲ ነጥቡ ናብ 24…

ኣርሰናል ንሰንደርላንድ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንሰንደርላንድ ዘተኣናገደት ኣርሰናለ 3 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ ናብ 9 ክብ ኣቢላ። ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማርቲን ዙቢሜንዲን ቪክቶር ዮኮሬሽ (2)ን ሸቶን ኣመዝጊቦምወን።…

ማንቼስተር ዩናይትድ ራብዓይ ተኸታታሊ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንቶትንሃም ሆትስፐርስ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ብሩኖ ፈርናንዴሽን ኣመዝጊቦምወንአሳርፈዋል። ኣብቲ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣምበል ጋንታ ቶተንሃም ክሪስቲያን ሮሜሮ ብቐጥታ ቀይሕ ካርዲ ካብ ሜዳ መውፅኡ…

ዕድመ ቁፅሪ ዝገበሮ ኮኾብ ሮናልዶ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ግዜ ተዓዋቲ ባሎንዶር ዝኾነ ኮኾብ ክርስትያኖ ሮናልዶ ክብረ ወሰን እናወሰደ ሕዚውን ፀወታኡ ይቕፅል ኣሎ። ብዙሕ ውልቃዊ ዓወታት እንተሃለዎ ንናይ ገዛእ ርእሱ ዓወት ፈፂሙ ዘይርሳዕ ኩሉ ግዜ ንኻልእ ዓወት ዝፅዕርን ኮኾብ እዩ። እዚ ፖርቱጋላዊ ኮኾብ ዘይስዓርን ዕብየትን ንብዙሓት…