ስፓርት
ኢትዮጵያ ምስ ታንዛኒያ ሎሚ ፀወተኣ ክተካይድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2025 ኣብ ሞሮኮ ዝካየድ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ መበል ሓምሻይ ምድብ ፀወታታት ኢትዮጵያ ምስ ታንዛንያ ሎሚ ከራኽብ ኢዩ።
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎኣብ ዝርከብ ስታዲየም ስታድ ደ ማርትየርስ ክካየድ ኢዩ።
Read More...
ጄክ ፖውል ኣብ ልዕሊ ማይክ ታይሰን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ኣሜሪካዊ ተጓሳጣይ ከቢድ ሚዛን ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ጄክ ፖውል ኣብ ዝገበሮ ፀወታ ተሳዒሩ።
ታይሰን ሎሚ ንጎሆ ኣብ ዝገበሮ ግጥም ንገዛእ ርእሱ ካብ ፕሮፌሽናል ውድድራት ካብ ዘግልል ድሕሪ 19 ዓመታት ዝተሳለጠ ኢዩ።
ኣብቲ ሎሚ ንጎሆ ዝተኻየደ ፀወታ ጉስጢት፥ ጄክ ፖውል ኣብ…
ፖል ፖግባ ኣብ 2025 ናብ ሜዳ ክምለስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ፖል ፖግባ ካብ ቅፅዓት መልሲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ናብ ሜዳ ኩዕሾ እግሪ ከምዝምለስ ተገሊፁ፡፡
ወዲ 31 ዓመት ፖል ፖግባ÷ ካብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ጁቬንቱስ ምሰምረሐ ዝተኸልከለ ባእታ ተጠቒሙ ስለዝተረኸበ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ዝኾነ ይኹን ዓለም ለኻዊ ውድድራት ስፐርት…
ትፅቢት ዝግበረሉ ንሕንሕ ጉስጢት (ቦክስ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ተጓሳጣይ ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ፕሮፌሽናል ተጓሳጣይ ጄክ ጆሴፍ ፖል ዝገብሩዎ ንሕነሕ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ኣሜሪካ ቴክሳስ ኣርሊንግተን ክካየድ ኢዩ፡፡
ቅድሚ ዓመታት ቆፀሮ ኣብ ዝተትሓዘሉ ንሕንሕ÷ በዓል ታሪኽ ጉስጢት ዓለም ማይክ ታይሰንን ኣብ 1997 ማይክ ታይሰን ልደቱ ምስ ዘኽበረሉ ፕሮፌሽናል…
ጋንታ ወልዋሎ ንኣሰልጣኒ ፀጋይ ኪዳነማርያም ንምቑፃር ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምቁፃር ኣብ ስምምዕ በፂሓ።
ዝሓለፈ ኽረምቲ ንኣሸናፊ በቀለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራ ምክያድ ዝጀመረት ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት፥ ብዘርኣየቶ ድኹም ምንቅስቓስ ንኣሰልጣኒኣ ምስጓጋ ዝዝከር እዩ።
ሕዚ ድማ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምቁፃር ኣብ…
ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ።
ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ኣትሌቲክስ ዓለም ዝበለፃ ትሕቲ 20 ዓመት ወት ተስፋ ዝተነበረለን ኣትሌታት በዝብል ፌዴሬሸን ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝብል ኣፋሊጡ።
ብመሰረት እዚ እታ ኣትሌት ኣብ 2024 ተስፋ ኣብ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት ውሽጢ…
ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ብራይተን ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ፥ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ብራይተን ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ናይሊ ሊግ መራሒ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶን ቪላ ዝገብሮ ፀወታ ምሸት ሰዓት 5፡00 ክካየድ ኢዩ።
ኣብ ኣንፊልድ ኣብ ዝግበር ፀወታ ሊቨርፑል መሪሕነቱ…