Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንደቡብ ሱዳን መዘነኣ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን 4 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስዒራ፡፡ ሸቶታት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ ዳዊት ካሳው (3) ሸቶታት እንተመዝግብ፣ እንየው ስለሺ ዝተረፈት ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ደቡብ ሱዳን ድማ ፓኖም ጁዎ (ብፍፁም ቅላዕ) ኣመዝጊቡዋ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna ፌስቡክ…
Read More...

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ዝተራኸባ እንትኾና÷ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዳዊት ካሳን ሁዘይፋ…

ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ትመርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ወፂኣ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር ትህቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን እናካየደኦ ዝርከባ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ዝተዛዘመ እንትኸውን÷ ክልቲአን ሸቶታት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዳዊት ካሳን ሁዘይፋ ሻፊን ኣመዝጊቦምወን፡፡…

ፍሉይ መለለዪ ባህሊን ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ – ሰር ዴቪድ ቤካም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ መለለዪ ባህሊን ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ - ሰር ዴቪድ ጆሴፍ ቤካም፡፡ ትውልዱ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1975 ኣብ ርእሰ ከተማ እንግሊዝ ለንደን ዝኾነ ዴቪድ ቤካም፤ ፍሉይ መለለዪ ባህሊን ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ ኢዩ፡፡ ነበር ተፃቲ ክፍሊ ምክፍፋል ቤካም፤ ኣብ ኣርባዕተ ሊግ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምፅዋት ፅዋዕት ዝዓተረ…

ማንቼስተር ዩናይትድን ቶተንሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝተራኸባ ቶተንሃምን ማንቼስተር ዩናይትድን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ ስታዲየም ቶተንሃም ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቴልን ሪቻልሰንን ንቶተንሃም እንተመዝግቡ፤ ናይ ማንቼስተር ዩናይትድ ሸቶታት ድማ ምቤሞን ዲ ሊት ኣመዝጊቦምወን። ፀወታታት እቲ ሊግ…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንባህርዳር ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንባህርዳር ከተማ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 7:00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቤል ያለው (ክልተ)ን ኣዲሱ ኣቶላን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ወፂኣ። ንባህር ዳር ከተማ ካብ ስዕረት…