ስፓርት
ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ፀወሃ ካራባኦ ካፕ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ለንደን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ።
ናይ ከተማ ተናሓናሕቲ ዝኾና ኣርሰናልን ቼልሲ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካራባኦ ካፕ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት 5፡00 ክራኸባ ኢየን።
ብሓዱሽ ኣሰልጣኒ እናተመርሐት ናብቲ ፀወታ ትኣቱ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ክትፃወት ኢያ።
ናብ ስታምፎርድ ብሪጅ ብምጉዓዝ ዘካየደቶም ዝሓለፉ 6 ፀወታታት ምንም ስዕረት ዘየተኣናገደት ኣርሰናል ምስ ከሰማያዊት ጋንታ ከቢድ…
Read More...
ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ካራባኦ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሻምፒዮን እቲ ውድድር ዝነበረት ኒውካስል ዩናይትድ ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ንፉልሃም ከምኡ እውን ማንቼስተር ሲቲ ንብሬንትፎርድ ብምስዓር ኢየን ናብ ፍርቂ ፍፃመ ተፀምቢረን፡፡
ክልቲአን…
ባህር ዳር ከተማ ንመቻል ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ግብር ባህርዳር ከተማ ንመቻል 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፍቅረሚካኤል ኣለሙን ግርማ ዲሳሳን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ መሓመድ ኣበራ ኣመዝጊቡዋ።…
ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ 1 ን 0 ስዒራ።
ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ሸቶ ከቤ ብዙነህ ኣመዝጊቡዋ።
ፀወታ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትካየድ ኣብ ተመሳሳሊ ስታዲየም ቀትሪ ሰዓት 10 ወልዋሎ ዓዲግራት…
ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ሊቨርፑል ዘካይደኦ ፀወታ ልዑል ሃንቀውታ ፈጢሩ ይርከብ።
ነቲ ሊግ ብ48 ነጥቢ እናመርሑ ዝርከቡ መድፈዐኛታት ሎሚ ምሸት ሰዓት 5:00 ኣብ ሜዳኦም ኤምሬትስ ንሊቨርፑል ዘተኣናግዱሉ ፀወታ ብቤተሰብ ስፖርት ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ።
ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት…
ኣሰልጣኒ ኣይኾነልክን ዝበላ ማንቼስተር ዩናይትድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 13 ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግን ክልተ ፅዋዓት ሻምፒየንስ ሊግን ሓዊሱ ንኦልድትራፎርድ ብፅዋዕ ዘዕለቕለቑ ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ብኽብሪ ምሰፋነወት ኣሰልጣኒ ክወፅአላ ኣይከኣለን፡፡
ኣብ ዩናይትድ 26 ዕዉታት ዓመታትን ዘሕለፉ ስኮትላንዳዊ ሰብ ምስልጣን የኣኽለኒ ብምባል ብኽብሪ ድሕሪ ምስንባቶም እታ ጋንታ…
ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኮይኖም፡፡
ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ንክልተ ዓመት ብዝፀንሕ ውዕሊ ኣስልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተሾይሞም።
እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ንትሕቲ 17 ዓመትን ንዋናን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምስልጣን ኣገልጊሎም ከምዝነበሩ…