Fana: At a Speed of Life!

ንደቅና ናይ ፅባሕ ተስፋን ዕጫን ክንብል መርሪፅና – ኣዴታት ክልል ሶማሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዴታት ክልል ሶማሌ ንደቅና ናይ ፅባሕ ተስፋን ዕጫን ክንብል ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ድምፅና ሂብና ኢለን።

እተን ኣዴታት ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንሃገር ይጠቅም ንዝብለኦ ፓርቲ ድምፀን ከምዝሃባ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ገሊፀን፡፡

ኣብ ቀፃሊ ረብሓ ህዝቢን ሃገርን ክቕፅል ዝገብር ዝበለኦ ፓርቲ ንደቅና መፃኢ ዕድል ክንብል መሪፅና ኣለና፤ ኢትዮጵያ እውን እናመረፀት ትርከብ ክብላ ተዛሪበን።

ብዘመን በየነ

#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.