Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ውድድር ሻምፒዮና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ሎሚ ውድድር ሻምፒዮና ክጅምር እዩ።
መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ብዓብዩ ስነ ስርዓት ብዕሊ ምኽፋቱ ይዝከር።
ኣብ ፈላመይቲ ዕለት መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን 100 ሜትሮን ከምኡ እውን 400 ሜትሮን መሰናኽል ውድድራት ክካየድ እዩ።
ናይ መዛዘሚ ውድድር 5000 ሜትሮን ምድርባይ መዶሻ ደቂ ኣንስትዮን እውን ክካየድ እዩ።
መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ካብ 4 ክሳብ 9 ግንቦት 2018 ኣብ ርእሰ ከተማ ጋና ኣክራ ክካየድ እዩ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.