Fana: At a Speed of Life!

ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ፉልሃም ኮይኑ ተሸይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እንግሊዛዊ ክለብ ፉልሃም ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ናይቲ ክለቡ ኮይኑ ከም ዝተሾመ ዕላዊ ገይሩ።

በዙይ መሰረት ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ንኣሰልጣኒ ማርኮ ሲልቫ ብምትካእ ኣብ ክራቨን ኮቴጅ ክለብ ፉልሃም ን3 ዓመታት ዝፀንሕ ኮንትራት ተፈራሪሙ።

እቲ 43 ዓመት ዝዕድሚኡ ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣብ እንግሊዝ ፕሪምየር ሊግ ንክለባት ሊቨርፑልን ዌስትሃምን ምፅዋቱ ይዝከር።

ብመልካም ፈቓዱ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.