ወ/ሮ ሜላትወርቅ ሃይሉ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ከይዲ መሃብ ድምፂ ይከታተሉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ከይዲ ምሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ይከታተሉ ኣለዉ።
ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጄ ማሲንጋ እውን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ብምዃን እቲ ከይዲ ምሃብ ድምፂ እናተኸታተሉ ይርከቡ፡፡
#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision