ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ህንፀት መገዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማን ኣጀሚረምዎ። እቲ መገዲ 20 ኪሎሜትሮ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ዝቐረዩ ስራሕቲ ህንፀት እቲ ግድብ ብምዝዛም ምምላእ ማይ ከምእትጅምርን ኣብቶም እዋናት ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ስምምዕ… Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ዝቐረዩ ስራሕቲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብምዝዛም ምምላእ ማይ ከምእትጅምርን ኣብቶም ክል ሰሙናት ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ስምምዕ ንምብፃሕ ምውሳነንን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ፥ ኣባላት ቢሮ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ካብ ኣፍሪካ ዝፍልፍል መፍትሒ ግድብ ህዳሰ ከምፅኡ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ… Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣባላት ቢሮ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ካብ ኣፍሪካ ዝፍልፍል መፍትሒ ግድብ ህዳሰ ከምፅኡ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ ከምዘሳለጣ ኣፍሊጦም። እቲ ዘተ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ድማ ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 250 ሰባት እንትርከቡ 8 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 414 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 250 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸሞንተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ኣገዲድካ ምድፋር ዝተኸሰሱ ውልቀ ሰባት ካብ 11 ክሳብ 25 ዓመት ዝበፅሕ ማእሰርቲ ተበይኑሎም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብገበን ኣገዲድካ ምድፋር ዝተኸሰሱ ውልቀ ሰባት ብ25ን ብ11 ዓመትን 9 ወርሒን ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሎም። ወዲ 64 ዓመት ተኸሳሲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2011 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፍለከተማ ኣቃቂ ዕድሚአን ሸሞንተን ትሽዓተን ዓመት ንዝኾና ክልተ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 246 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩ 21 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 246 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩ 21 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ፥ ካብ 20 ክሳብ 72 ክሊ ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ብኣድልዎ ካብ ዝሓዘቶ ድርድር ግድብ ህዳሰ ወፂኣ ንሓቀኛ ድርድር ሓገዝ ክትገብር ነበር ሰብ መዚ እታ ሀገር ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ ብኣድልዎ ካብ ዝሓዘቶ ድርድር ግድብ ህዳሰ ወፂኣ ንሓቀኛ ድርድር ሓገዝ ክትገብር ነበር ሰብ መዚ እታ ሀገር ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሰበስልጣናት ከምዝገለፁዎ፥ ሃገሮም ኣሜሪካ ኣብቲ ጉዳይ ዘይሻራዊ ክትከውንን ግልፂን ፍትሓዊን ከይዲ ሽምግልና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምፅራግ ደኒ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ዝዓርፈሉ ከባቢ ዝርከቡ እፅዋት ምፅራግ ተጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ልምዓት ኢንተርፕራይዛትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ክልል ቤኒንሸንጉል ጉሙዝ ኣይተ በሽር ዓብዱራሂም፥ እቲ ክልል ብኢንተርፕራይዛት ኣቢሉ ዝፅረግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሶማሊያ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ኣምባሳደር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ አብዲሃኪም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሶማሊያ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ኣምባሳደር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ዓብዲሃኪም ዓብዱላሂ ዖማር ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ጥራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያታት ስነ-ጥበብ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝገልፅ ቪዲዮ ኣዳሊዮም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ንኽለቁ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያታት ስነ-ጥበብ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝገልፅ ቪዲዮታት ብምስንዳእ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ንኽለቁ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቴሌግራም ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ ናይዚ…