Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ዩኒሴፍን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 3 ዓመታት ንዘጋጥም ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምክልኻል ዘኽእል ሽርክና ፈጢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒሴፍ)ን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ብሓባር ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ንዘጋጥም ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምክልኻልን ንምቕራፍን ዘኽእል ጥምረት ከምዝፈጠሩ ተገሊፁ። እቲ ጥምረት፥…

ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብዕሊ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ምርቓት ፋብሪካ ባኒ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ሓደ ሰዓት 80 ሺሕ ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብሰለስተ ፈረቓ ክሳብ 2 ሚሊየን ባኒ ዘፍሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ  ክልልዊ መረፃ ንምክያድ ዓሊሙ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ሕቶ ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፥  ክልልዊ መረፃ ንምክያድ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ሕቶ ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ። “ኮቪድ-19 እናተኸላኸልኩ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ዝእዝዞ ክልላዊ ምርጫ ንምክያድ ስለዝተወሰነ ቦርድ ምርጫ ነቲ ውሳነ ተቐቢሉ እቲ…

ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ናይ ተኣማንነትን ቅንዕናን እሴት ክላበሱ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢሳህለወርቅ ዘውዴ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተዳለወ መዓልቲ ሲቪል ሰርቪስ ኣድሂቡ ዝተሳለጠ ኣኼባ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሳቲፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ዘስመዐኦ መደረ፥ ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ትካላት ኣብ ምህናፅ ልዑል…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ

#ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት መበል 17 ዘበን ስራሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ። ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼቡኡ ድማ ቃለ ጉባኤ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ስሩዕ ኣኼባን ሹመት ዝተጓደሉ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ኣይተረኸበሎምን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ከምዘይተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ከምዝበሎ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 7,676‬ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና…

ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ። እተን ትካላት ኣብ ግብፂ ይኹን ኣብ ኻልኦት ሃገራት ዓለም ዝርከባ ተመሳሰልቲ ትካላት ሃይማኖት መሰል ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቅዋምን ኢትዮጵያ ኣብ…

ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይ፣ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ካልኦት ጉዳያትን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ምዃኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ እቶም ሙሁራት ኣብ…

ኣብ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ካሪቢያንን ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሺሕ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ካሪቢያንን ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሺሕ ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም እቶም ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ሰባት ኣብ ብራዚል ዝተመዝገበ ምዃኑ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ዘውፀኦ…