Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ህወሓት ኣብ ዓፋር ብዘብፀሖ ጉድኣት ንዝተፈናቐሉ ወገናት ጂማ ዩኒቨርሲቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ብዘብፀሖ ጉመጥቃዕቲ ንዝተፈናቐሉ ወገናት ጂማ ዩኒቨርሲቲ ናይ ናውቲ ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ኡንቨርስቲ ሰመራ ብመሰረት ዘቕረቦ ፃውዒት ዝተገበረ ከምዝኾነ ኡንቨርስቲ ጅማ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ብድምሩ 2 ነጥቢ…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን መተሐራ ሽኮር ፋብሪካ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን መተሐራ ሽኮር ፋብሪካ ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም። እቶም ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሎሚ ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ ናይ ሓደ ወርሒ ደመወዞም ምልጋሶም ኣፍሊጦም። ብተወሳኺ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም…

ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ከካይድዎ ዝፀንሑ ዘተ ናይ ሓባር ቅዋም መግለፂ ብምውፃእ ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ከካይድዎ ዝፀንሑ ዘተ ናይ ሓባር ቅዋም መግለፂ ብምውፃእ ዛዚሞም። እቶም ፓርቲታት ኢትዮጵያ ተገዲዳ ዝኣተወቶ ጦርነት ካበ ናይ ወፃኢ ፀላኢን ካብ ናይ ውሽጢ ባንዳን ዘነፃፀረልና ናይ ሉኣላዊነት ጦርነት ንምምካት ፓርቲታት …

ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤት ፅሕፈትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንተፈናቕቲ ዜጋታት ድጋፍ  ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣  29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤት ፅሕፈትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣሸባሪ ህወሓት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንተፈናቕቲ ዜጋታት ድጋፍ  ገይሮም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ወሎ ዞባ ቃሉ ወረዳ ኣብ ዝርከቡ ኣብያተ  ትምህርቲ ተዓቑይቦም…

ናይ ደሴ ከተማ መናእሰይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላስ ወፊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደሴ ከተማ መናእሰይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላስ ናብ ግንባር ወፊሮም። እቶም መናእሰይ ናብ ናይ ህልውና ወፍሪ ብምሕዋስ ታሪክ ከምዝሰርሑ ተዛሪቦም። ናይቲ ከተማ ከንቲባ ኣይተ ኣበበ ገ/መስቀል÷ መናእሰይ ፀላኢ ናብታ ከተማ ክኣብ ዝመፅእ…

ኣብ ደብረዘቢጥ ዝነበር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ  ጋይንት ግንባር ዝነበር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብልዑል ኩነታት ይድምሰስ ከምዘሎ ናይ ሰሜን ምዕራብ እዚ ኣፍሊጡ። ናይቲ እዚ ቀዳማይ ኮር ሓላፊ ብርጋዲየር ጄኔራል ብርሃኑ ጥላሁን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ÷ ጉጅለ ራዕዲ…

ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ  ኣቀባበላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣  29 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ ቶኪዮ 2020 ፖራሊምፒክ ጨዋታ ዝተሳተፈ ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ  ኣቀባበላ ተገይሩሉ። ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ብ3 ኣትሌታት ዝተወከለ እንትኸውን 1 ወርቂ  ሜዳሊያን 2…

412 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)412 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተና ብብልሓትን ሓድነትን ምሕላፍ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣  29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ምኽባር ሰላም መሰረታዊ  ማእኸል መሰልጠኒ ወታደርነት ኮንቲጀንት ሁርሶ ዝሰልጠኑ ምልምል ኣባላት ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኢትዮጵያ…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣቕርቦት ሓገዝ ንዜጋታት ብኣግባቡ ንክባፃሕ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፅዕንቶ ንከሕድር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣቕርቦት ሓገዝ ንዜጋታት ብኣግባቡ ንክባፃሕ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፅዕንቶ ንከሕድር ተሓቲቱ ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደሊዮም ዜጋታት ክሳብ ሐዚ ዝካየድ ዘሎ ኣቕርቦት ሓገዝ ምውዛዕ ብዝምልከት…